ፈረንሳ ንሓደ ትሕቲ-ዕድመ ስደተኛ ኽትክሕስ መጋባእያ ኤውሮጳዊ ሕብረት ወሲኑ

መጋብኣያ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳዊ ሕብረት ፡ ፈረንሳ ንሓደ ኣፍጋናዊ ትሕቲ–ዕድመ ስደተኛ 15,000 ኤሮ ካሕሳ ኽትህብ ውሳኔ ኣመሓላሊፉ። ፈረንሳ ነቲ ወዲ 12 ዓመት ኣፍጋናዊ ስደተኛ ኣብ መዓስከ...
ዝያዳ ንምንባብ

ውዕል መሰል ህጻናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ካሌ ናይ ፈረንሳ ዕለታዊ ይጠሓስ

ሲዲቕ (ሓቀኛ ስሙ ኣይኮነን) ወዲ 14 ዓመት ኣፍጋናዊ ኮይኑ ኣብ’ቲ ኣብ ካሌ ናይ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ ዝርከብ ጫካ ተሓቢኡ ብዘይ ዝኾነ ኣላዪ ዝነብር ዘሎ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛ’ዩ። ምስ ከምኡ ዝኣመሰሉ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፍርቂ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ግፍዒ ኣስገርቲ ይፍጽምዎ

ልዕሊ 50 ሚእታዊት ናይቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥም ጾታዊ ግፍዒ፡ ኣካላዊ ግፍዒ፡ ምምንዛዕን ጭውያን ኣስገርቲ ኸምዝፍጽምዎ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ምስ ስደተኛታትን ተጓዓዝትን ኣብ ዝተኻየደ ል...
ዝያዳ ንምንባብ