ማእከላይ ባሕሪ ንብ ዝዳወባ ሃገራት ኤውሮጳ ዘብል ዘሎ ብዝሒ ሓደስቲ ስደተኛታት ብዝለዓለ ናህሪ ይዛይድ ብምህላዉ፡ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ምቛም ሓባራዊ ፖሊሲ ዑቕባ ብሓንሳብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስተ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስታት ሃገራት ኤውሮጳ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ንምድሓን ዝካየዱ ስርሒታት ዳግማይ ክጅምርዎን ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ንዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት ኽተሓጋገዙን ከምዝግባእ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሕግታት ምጥናፍ ስድራቤት ኣብ ሓያሎ ሃገራት ይተሩ ብምህላዎም፡ ስድራቤታት ምስቶም ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ መቕርብ ስደተኛታት ኽጽንበራ ይጽገማ ምህላወን ተገሊጹ። ንልዕሊ 8 ዓመታት ደቃ ኽትጥርንፍ ብዙሕ ጸገም ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፓርላማ ጀርመን ሓድሽ ሕጋጋት ብምሕላፍ ኣብታ ሃገር ንጉዳይ ስደተኛታት ዝሓሸ ከምዝመሓድር ክገብር ይጽዕር ኣሎ። እቲ ዝሓለፈ ሕጊ፡ ዝተነጽጉ ሓተትቲ ዑቕባ ንኽጸንሑ ኣጸጋሚ፡ ክኢላታት ሰራሕተኛታት ግና ክሳዕ...
ዝያዳ ንምንባብ
ጀርመናውይን ኣብ ልዕሊ ሓተቲ ዑቕባ ስደተኛታት ዘለዎም ኣሉታዊ ኣጠማምታ እንዳዛየደ ይመጽእ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ፍሬድሪክ ኤልበርት ዝተባህለ ትካል ዘካየዶ መጽናዕቲ ከም ዘመልከቶ፡ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጀርመን ሆርስት ዘይሆፈር፡ ኣብ 2018 ኣብ ጀርመን ዝቐረበ ሕቶታት ዑቕባ ብርኡይ ምቕናሱ ንኻልኣይ ዓመት ዝቐጸለ ምንባሩ ገሊጹ። “ንዋሕዚ ስደተኛታት ተቛጻጺርናዮ ኢና፡ ስርዓትን ን...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ጀርመን ናብ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ዝዓለመ ናይ መወዓውዒ ወፍሪ ኣበጊሱ ናብ ሃገሮም እንተተመሊሶም መተባብዒ ገንዘብ ክህብ ምዃኑ የፍልጥ ኣሎ። ክሳዕ 2,500 ዝኸውን ሰሌዳታት ኣብ 80 ዝዀና ከተ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ምስ ኣብ ከባቢኦም ዘለው ማሕበረ–ሰባት ተጸንቢሮም ክነባበሩ ዘኽእል ናይ 4 ዓመት መደብ መዊሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሞያዊ ስልጠናን ዕድላት ስራ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኣስመራ ክፍሊ ቪዛ ስለዘየሎ፡ ኣብ ጐረባብቲ ሃገራት ጉዳይ ቪዛ ንምጽራይ ዝወስዶ መስርሕ ኣዝዩ ነዊሕ ግዜ ስለዝወስድን፡ ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ምስ ስድራቤቶም ክጥርነፉ ዝደልዩ ኤርትራ...
ዝያዳ ንምንባብ
12
ገጽ 1 of 2