ልዕሊ 400 ዘይሕጋውያ ስደተኛታት ኣብ ኣጻምዕ ሳሃራ ድሒኖም

ብእግሪ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ልዕሊ 400 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ዶባት ኒጀርን ኣልጀርያን ብሓንቲ ኣብ ኮለላን ምድሓን ሂወትን እትነጥፍ ኣሃዱኡ ከምዝተረኽቡ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ሓቢሩ።...
ዝያዳ ንምንባብ