ጀርመን ሓባራዊ ኤውሮጳዊ ፖሊሲ ዑቕባ ኽተኣታቶ ትምሕጸን

ማእከላይ ባሕሪ ንብ ዝዳወባ ሃገራት ኤውሮጳ ዘብል ዘሎ ብዝሒ ሓደስቲ ስደተኛታት ብዝለዓለ ናህሪ ይዛይድ ብምህላዉ፡ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ምቛም ሓባራዊ ፖሊሲ ዑቕባ ብሓንሳብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስተ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓለዋ ባሕሪ ፈረንሳ ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝፍትኑ ዝነበሩ ትሽዓተ ስደተኛታት ዓጊቱ

ብሰንበት 19 ግንቦት ሓለዋ ባሕሪ ፈረንሳ ንሓንቲ ትሽዓተ ስደተኛታት ሒዛ መትረብ እንግሊዝ ክትሰግር ትጕዓዝ ዝነበረት ጃልባ ዓጊቱ። እቶም ኢራናውያን ምዃኖም ዝገለጹ ሸሞንተ ሰብኡትን ሓደ ቘልዓን ናብ ፈረን...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓለዋ ዶባት እንግሊዝ 42 ስደተኛታት ሒዞም

ፖሊስ እንግሊዝ ብ11ን 12 ግንቦት ንመትረብ እንግሊዝ ብዘይሕጊ ዝሰግሩ ዝነበሩ 42 ስደተኛታት ሒዞም። እቶም ስደተኛታት ብሓለዋ ዶባት እንግሊዝ ናብ ሰብ መዚ ምቕባል መጻእተኛታት ተረኪቦም። ብመሰረት ሕጋገ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ የመን ዝተዓግቱ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ይጠልቡ

37 ደቅ-ንስትዮ ዝርከብኦም ኣብ የመን ኣብ ትሕቲ ሕሱም ኣተሓሕዛ ተዳጒኖም ዘለዉ ልዕሊ 60 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ብተደጋጋሚ ይጠልቡ ምህላዎም ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን። እቶም ስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዓባይ ብሪጣንያ ብጃላቡ ዝመጹ ስደተኛታት ኣብ ትመልሰሉ ዘላ ግዜ ዘይሕጋዊ ምስጋር ስደተኛታት ኣሳሊጡ ዝተባህለ ሰብ ትኸስስ

ሰላሳን ሽዱሽተን ብሓለዋ ዶባት ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ገማግም ኬንት ናይ እንግሊዝ ዝተታሕዙ 36 ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ወይ ካልኦት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኽምለሱ ከምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። ብ22 ሚያዝያ 20...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ተቐባልነት ናይ ዝረኽቡ ሓተቲ ዑቕባ ቊጽሪ ይጎድል

ቊጽሪ ናይቶም ኣብ 2018 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ተቐባልነት ዝረኸቡ ሓተቲ ዑቕባ ብ 40 ሚእታዊት ለጠቕ ምባሉ  ቤት-ጽሕፈት ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ኤውሮጳዊ ሕብረት ማለት ኤሮስታት ዝዘርገሖ ጸብጻብ ሓ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣፍሪቃውያን መንእሰያት ነጋዶ ስራሖም ከስፍሑ ዘኽእል መደብ ይምውል

ሓድሽ ወፍሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት  ነኣሽቱ ነጋዶን ደቅንስትዮን ኣብ ኣፍሪቃ ብምሕጋዝ ካብ ዘይተደልየ ስደት ንምንጋፍ ዝዓለመ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። እዚ ኣብ ትሕቲ ናይ ወጻኢ መደብ ወፍሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝጥርነ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረናሳ ኣስገርቲ ንዓመታት ክእሰሩ ፈሪዱ

ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ክልተ ዒራቓውያንን ሓደ ኢራናውን ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብባሕሪ ስደተኛታት ብምስጋር ንማእሰርቲ ፈሪድዎም። እቲ ኣብ ቦሎኝ ሱር-ሜር ዝርከብ ቤትፍርዲ ንመራሒ ናይቲ ጉጅለ ዝተሓስበ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያ፥ ተመኵሮ ኣተሓሕዛ ስደተኛታት ስራሕ ፊሊፒንስ

ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ፊሊፒንስ ብምብጻሕ ካብ ተመኵሮ ምምሕዳር ናይ ስራሕ ስደተኛታት እታ ሃገር ኣፍልጦ ቐሲሙ። ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብ27 ለካቲት እዩ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፊሊ...
ዝያዳ ንምንባብ