ዕለታዊ ሓያሎ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ዓዶም ገዲፎም ዝሓሸ ናብራን መጻኢን ንምንዳይ ዝከበደ ውሳኔ ስደት ይውስኑ።ብዙሓት’ውን ናብ ኤውሮጳ ንምብጻሕ ንህይወቶም ኣብ ሓደጋ የእትው። ንኽትስደድ ትሓስብ ዘለኻ ዲኻ፧ ወይ’ስ ድሮ ኣብ ዓዲ ስደት ኢኻ ዘሎኻ፧ ብዛዕባ ሓደጋታት ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደትን፡ ካብ’ቲ ሓደገኛ ጉዕዞ ኽትእለ ዘኽል ሕጋዊ ኣማራጺታት እኹል ሓበሬታ ሃልዩካን ዘተኣማምን ውሳኔ ኽትውስን ኣገዳሲ’ዩ። መርሓ ንኣገደስቲ ስያመታት ስደት […]