37 ደቅ-ንስትዮ ዝርከብኦም ኣብ የመን ኣብ ትሕቲ ሕሱም ኣተሓሕዛ ተዳጒኖም ዘለዉ ልዕሊ 60 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ብተደጋጋሚ ይጠልቡ ምህላዎም ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን። እቶም ስ...
ዝያዳ ንምንባብ
ቊጽሪ ናይቶም ኣብ 2018 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ተቐባልነት ዝረኸቡ ሓተቲ ዑቕባ ብ 40 ሚእታዊት ለጠቕ ምባሉ ቤት-ጽሕፈት ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ኤውሮጳዊ ሕብረት ማለት ኤሮስታት ዝዘርገሖ ጸብጻብ ሓ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓድሽ ወፍሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት ነኣሽቱ ነጋዶን ደቅንስትዮን ኣብ ኣፍሪቃ ብምሕጋዝ ካብ ዘይተደልየ ስደት ንምንጋፍ ዝዓለመ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። እዚ ኣብ ትሕቲ ናይ ወጻኢ መደብ ወፍሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝጥርነ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስታት ኢትዮጵያ፡ ኬንያን ታንዛንያን ኣብ ጉዳይ ስደት ብሓባር ክሰርሑ ተሰማሚዖም። መንግስታት እተን ሃገራት ነቲ ካብ ምብራቕን ቀርንን ኣፍሪቃ ናብ ደቡባዊ ክፋል እታ ኣህጉር ዘብል ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደተ...
ዝያዳ ንምንባብ