ብጸለቕ ስደተኛታት ክጨውዩ ዝጸንሑ ጭፍራ ብፖሊስ ስጳኛ ተኣሲሮም

ብ17 ግንቦት ዘብዐኛ በርጌስ ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣኽባሪ ድሕነት ስጳኛ ስደተኛታት ካብ ሞሮኮ ተበጊሶም ስጳኛ ኽበጽሑ ኸለዉ እናጨወዩ ገንዘብ ንኸኽፍልዎም ጅሆ ኸምዝሕዙ ዝተጠርጠሩ ጉጅለ ኣሲሩ። እቶም ኣርባዕተ ...
ዝያዳ ንምንባብ