ግሪኽ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ብዝተኸስተ ባርዕ ኣሽሓት ሰባት ብዘይመጽለሊ ተሪፎም

ኣብ ግሪኻዊት ደሴት ሌዝቦስ ዝርከብ ኣብ ኤውሮጳ እቲ ዝዓበየ ምዃኑ ዝንገረሉ መዓስከር ስደተኛታት ብዝተኸስተ ባርዕ ሓዊ፡ ልዕሊ 13,000 ስደተኛታት ብዘይ መጽለሊ ምትራፎም ተገሊጹ። ንመሰረታዊ ጠንቂ ናይ’...
ዝያዳ ንምንባብ

ጀርመን ሓባራዊ ኤውሮጳዊ ፖሊሲ ዑቕባ ኽተኣታቶ ትምሕጸን

ማእከላይ ባሕሪ ንብ ዝዳወባ ሃገራት ኤውሮጳ ዘብል ዘሎ ብዝሒ ሓደስቲ ስደተኛታት ብዝለዓለ ናህሪ ይዛይድ ብምህላዉ፡ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ምቛም ሓባራዊ ፖሊሲ ዑቕባ ብሓንሳብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስተ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ብሪጣንያ ኽጸልቁ ኽፍትኑ ተታሒዞም

ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ጸሊቖም ክኣትዉ ዝፈተኑ 18 ኤርትራውያን ብ13 መጋቢት ተታሒዞም። እቶም ስደተኛታት ልሙድ ፍተሻ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዮም ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ናይ ጀርመን ናይ...
ዝያዳ ንምንባብ

ቀጻሊ ዋሕዚ ቆልዑ ስደተኛታት ናብ’ተን ሕሱም መነናንሮ ሰሪቱለን ዘሎ ደሴታት ግሪኽ

ኣብ ቀዳሞት ሸሞንተ ኣዋርሕ ናይ ዓመተ 2018፡ ልዕሊ 7,000 ቆልዑ ስደተኛታት ናብ ደሴታት ግሪኽ ከምዝኣተው ትካል ህጻናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩኒሴፍ) ኣብ ዝዘርገሖ እዋናዊ ጸብጻብ ኣረዲኡ። ዛጊት ...
ዝያዳ ንምንባብ

10,000 ስደተኛታት ካብ ግሪኽ ተፋንዮም

  ወኪል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝዀነ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት፡ ኣብ ናይ 20 ኣዋርሕ ግዜ ብ ሕብረት ኤውሮጳን ግሪኽን ብዝተመወለ መደብ ልዕሊ 10 ሽሕ ስደተኛታት ብመደብ ወለንታዊ ምምላስን ...
ዝያዳ ንምንባብ