ኣብ ፈይስቡክ ስዓቡና
Tigrinya
News
Latest News
ኣፍሪቃ
ማእከላይ ምብራቕ
ኤስያ
ኤውሮጳ
Migration Info
ውልቃዊ ዛንታታት
Videos
The Blue Table Talk
Teaching Resources
እዋናዊ ዜናታት
ሊብያ ፡ ናይጀርያዊ ስደተኛ ብህይወቱ እንከሎ ኪቃጸል ተገይሩ
ሸዉዓተ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ስደተኛታት ክቕበላ ካብ ዘይመርጻ ሃገራት ዓለም ቀዳምነት ሒዘን
ንሚዛናዊ ሓላፍነትን ውህደትን ዝዓለመ ሓድሽ መደብ ስደት ኤውሮጳዊ ሕብረት
ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ኣብ ኤውሮጳ ንቅልውላዉ ይቃልዑ
ህይወት ዓሰርተታት ስደተኛታት ኣብ ማያዊ ገማግም ሊብያ ጠፊኡ
ሃንጋሪ ዝውለዱ ንምብዛሕን ዝመጹ ስደተኛታት ንምዕጋትን ዝዓለመ ወፍሪ
ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ነቲ ዝውሕድ ዘሎ ቑጽሪ ህዝበን ዘስዓቦ ዋሕዲ ሰራሕተኛታት ንምትካእ ክኢላታት ስደተኛታት ኣብ ዘእትዋሉ ዘለዋ ግዜ፡ ሃንጋሪ ናብ ካልእ ኣንፈት ትጕዓዝ ኣላ። ኣርባዕተ ቘልዑን ልዕሊ...
ዝያዳ ንምንባብ
ቬና ካብ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ውዕል ስደት ተንሳሕብ
ኦስትርያ ነቲ ኣህጉራዊ ምሕደራ ዋሕዚ ስደትን ስደተኛታትን ክውን ንምግባር ዓሊሙ ተነዲፉ ዘሎ ውዕል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ምኽታም ክትቁጠብ ምዃና ሓቢራ። መንግስቲ እታ ሃገር ፡ እቲ ውዕል ዓለማዊ ዋሕዚ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሃንጋሪ ንስደተኛታት ሓገዝ ምሃብ ገበን ክትቈጽሮ እያ
መንግስቲ ሃንጋሪ ኣብታ ሃገር ንስደተኛታት ምሕጋዝ ከም ገበን ከምዝቝጸር ዝገብር ኣካራኻሪ ሕጊ ከተኣታቱ እዩ። እቲ ሕጊ ብኸምዚ ዘለዎ፡ ንሓተትቲ ዑቕባ ዝሕግዝ ሓበሬታ ዝሓዘ ጽሑፋት ምሕታም፡ መግቢ ምሃቦም ...
ዝያዳ ንምንባብ
We care about your privacy.
In order to provide you with a better browsing experience we track your interaction with this website. To learn more about the cookies we use and what they do,
please read our privacy policy here
.
I Understand