ዳርጋ ፍርቂ ኣብ ቀረባ ስጳኛ ዝኣተዉ ስደተኛታት ምዝመዛን ዓመጽን ዘጋጠሞም እዮም

ዳርጋ ፍርቂ ኣብ ስጳኛ ዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብታ ሃገር ክበጽሑ ኻብ ኣፍሪቃ ብማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝተጓዕዙሉ ቀጥታዊ ምዝመዛን ዓመጽን ከምዘጋጠሞም ይገልጹ። እቲ መጽናዕቲ ብኣህጉራዊ ውድብ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ልዕሊ 400 ዘይሕጋውያ ስደተኛታት ኣብ ኣጻምዕ ሳሃራ ድሒኖም

ብእግሪ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ልዕሊ 400 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ዶባት ኒጀርን ኣልጀርያን ብሓንቲ ኣብ ኮለላን ምድሓን ሂወትን እትነጥፍ ኣሃዱኡ ከምዝተረኽቡ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ሓቢሩ።...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ኣልጄርያ ግፍዕን ባርነት ከምዘሎ ይገልጹ

ካብቲ መስመር ሊብያ ኣዝዩ ሓደገኛ ዝዀነሉ ንድሓር ኣልጄርያ ልምድቲ ናብ ማእከላይ ባሕሪ እተራኽብ ባብ እያ ዀይና። ብመሰረት እቲ ጸብጻብ፡ ካብ ሓደ ኣህጉራዊ ትካል ግብረሰናይን ኣብታ ኣብ ኒዤር ቀንዲ መሰጋ...
ዝያዳ ንምንባብ