ሰለስተ ሊብያዉያን፡ ንሓደ ናይጀርያዊ ስደተኛ ኣብ’ቲ ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ዝሰርሓሉ ፋክቶሪ ፡ ብህይወቱ እንከሎከምዘቃጸልዎ ፡ ሚኒስትሪ ዉሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ሓቢሩ። ብመሰረት መግለጺ እቲ ሚኒስትሪ፡ ነቲ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣባላት ጸጥታ ኬንያ ካብ ወርሒ መጋቢት ክሳዕ ወርሒ ሰነ ናይ 2019 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ’ታ ሃገር ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኽኣትዉ ዝፈተኑ ብጠቕላላ 55 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዩም። ናይ ቀ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት፡ ኲናት ኣብ ትሪፖሊን ዙርያኣን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ብኽብሪ ዋጋታት መግቢ ይሽገሩ ኸምዘለዉ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ኣብ ኣቡሰሊም ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ዘሰክፍ ብዝሒ ካብቶም ኣብ ሰብዕ ዝተባህለ መዳጐኒ ኣብ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ብዓጸቦ ይሳቐዩ ወይ ትሕቲ ኽብደት ኰይኖም ከምዘለዉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ብ 21 መጋቢት ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ሰብኣዊ ማሕበር...
ዝያዳ ንምንባብ