ፈረንሳ ሓድሽ ንስደተኛታት ዝምልከት ሕጊ ኣጽዲቓ

ብ 22 ሚያዝያ፡ ሃገራዊ ባይቶ ፈረንሳ ንመስርሕ ምሕታት ዑቕባን ንመስርሕ ምጥራዝን ዘቀላጥፍ፡ ከምኡ ድማ ናብ ፈረንሳ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ንምእታው ናይ ሓደ ዓመት ማእሰርቲ ዘፍርድ ሕጊ ኣጽዲቑ። ቅድሚ ሰሙን...
ዝያዳ ንምንባብ