ክልተ ፈረንሳውያን ንስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ብምሕጋዝ ተኸሲሶም ተኣሲሮም

ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝሓገዙ ክልተ ፈረንሳውያን ንማእሰርቲ ተፈሪዶም። እቲ ቐዳማይ ዋና ሓደ ዝተሓረጃ ጃላቡ ዝሽየጣሉ ትካል ኰይኑ ክሳዕ 39 ተነፋሕቲ ጃላቡ ናብቶም መትረብ እን...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣማኢት ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ መዕርፎ ነፈርቲ ፓሪስ ኣዲሞም

ኣማኢት ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ መዕርፎ ርእሰኸተማ ፈረንሳ ተኣኪቦም ኣንጻር ምጥራዝ ካልኦት ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣዲሞም። እቶም ካብ ፈረንሳ ዝጥረዙ ዝነበሩ ስደተኛታት ሕቶኦም ዝተነጽገ ሓተትቲ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓለዋ ባሕሪ ፈረንሳ ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝፍትኑ ዝነበሩ ትሽዓተ ስደተኛታት ዓጊቱ

ብሰንበት 19 ግንቦት ሓለዋ ባሕሪ ፈረንሳ ንሓንቲ ትሽዓተ ስደተኛታት ሒዛ መትረብ እንግሊዝ ክትሰግር ትጕዓዝ ዝነበረት ጃልባ ዓጊቱ። እቶም ኢራናውያን ምዃኖም ዝገለጹ ሸሞንተ ሰብኡትን ሓደ ቘልዓን ናብ ፈረን...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓለዋ ዶባት እንግሊዝ 42 ስደተኛታት ሒዞም

ፖሊስ እንግሊዝ ብ11ን 12 ግንቦት ንመትረብ እንግሊዝ ብዘይሕጊ ዝሰግሩ ዝነበሩ 42 ስደተኛታት ሒዞም። እቶም ስደተኛታት ብሓለዋ ዶባት እንግሊዝ ናብ ሰብ መዚ ምቕባል መጻእተኛታት ተረኪቦም። ብመሰረት ሕጋገ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓተትቲ ዑቕባ ተቐቢላ እተዋሃህድ ዘላ ንእሽቶ ፈረንሳዊት ከተማ

ፌረት ኣብ ምብራቕ ፈረንሳ እትርከብ 800 ሰባት ጥራይ ዝቕመጥዋ ንእሽቶ ኸተማ እያ። ንሓተትቲ ዑቕባ መዓጹኣ ድሕሪ ምኽፋታ፡ ኣብዚ እዋን ዕሽር ካብ ነበርታ ዀይኖም ኣለዉ። እዛ ኣብ ጥቓ ዶብ ስዊዘርላንድ ዘ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳውያን ከንቲባታት ንሓተትቲ ዑቕባ ዝኸውን መዕቈቢ ክውሰኽ ይጠልቡ

ከንቲባታት 13 ከተማታት ፈረንሳ ናብ መንግስቶም ቅሉዕ ደብዳቤ ብምጽሓፍ ንሓትተቲ ዑቕባ ዝኸውን ተወሳኺ መአንገዲ ክህሉ ጠሊቦም። እቲ 23 ሚያዝያ 2019 ዝተጻሕፈ ደብዳቤ፡ “ከም ከንቲባታት ቀንዲ ኸተማታት...
ዝያዳ ንምንባብ

ዓባይ ብሪጣንያ ብጃላቡ ዝመጹ ስደተኛታት ኣብ ትመልሰሉ ዘላ ግዜ ዘይሕጋዊ ምስጋር ስደተኛታት ኣሳሊጡ ዝተባህለ ሰብ ትኸስስ

ሰላሳን ሽዱሽተን ብሓለዋ ዶባት ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ገማግም ኬንት ናይ እንግሊዝ ዝተታሕዙ 36 ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ወይ ካልኦት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኽምለሱ ከምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። ብ22 ሚያዝያ 20...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳዊ ቤትፍርዲ ዕድመ ቘልዑ ስደተኛታት ብመርመራ ዓጽሚ ኽረጋገጽ ኣፍቂዱ

ትሕተ ዕድመ ምዃኖም ናይ ዝገልጹ ስደተኛታት ሓቀኛ ዕድመ ብምርግጋጽ ኣገልግሎት ድሕነት ህጻናት እታ ሃገር ዝህብዎ ኣገልግሎት ክወሃቦም ይፍቀድ እንተዀይኑ ንምውሳን ሰብ መዚ ፈረንሳ መርመራ ዓጽሚ ኸካይዱ ተፈ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረናሳ ኣስገርቲ ንዓመታት ክእሰሩ ፈሪዱ

ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ክልተ ዒራቓውያንን ሓደ ኢራናውን ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብባሕሪ ስደተኛታት ብምስጋር ንማእሰርቲ ፈሪድዎም። እቲ ኣብ ቦሎኝ ሱር-ሜር ዝርከብ ቤትፍርዲ ንመራሒ ናይቲ ጉጅለ ዝተሓስበ...
ዝያዳ ንምንባብ