ፖሊስ ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ዘይሕጋዊ መዓስከራት ጸሪጎም

ፖሊስ ፈረንሳ ኣብ መወዳእታ 10 መዓልታት ጥሪ ኣብ ኣርባዕተ ግዝያዊ መዓስከራት ዝቕመጡ ዝነበሩ ስደተኛታት ከምዝኣለዩ ኣዣንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ። እቶም ካብ ኣፍጋኒስታንን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃን ዝመ...
ዝያዳ ንምንባብ

ቁጽሪ ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝፍትኑ ስደተኛታት ልዑል ወሰኽ የርኢ

ፈረንሳን እንግሊዝንኣብ መወዳእታ 2018 ምስ ዝተራእየ ምውሳኽ ዋሕዚ ንመትረብ እንግሊዝ ብጃላቡ ኽሰግሩ ዝፍትኑ ስደተኛታት ናይ ምክትታል ዶባት ስርሒታተን የስፍሓ ኣለዋ። ከም መልሲ ነዚ ልዑል ናህሪ ዋሕዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ

እንግሊዝ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ትመልስ

ሰብ መዚ እንግሊዝ ካብ ፈረንሳ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ብሪጣንያ ዝበጽሑ ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ምምላስ ጀሚሮም። ናይ ፈለማ ተመለስቲ፡ ዝሓለፈ ዓመት ብንእሽቶ ጃልባ ብሪጣንያ ዝበጽሑ ስደተኛታት ብ24 ጥሪ 201...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳ ፡ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ተሪር ግን ከኣ ሰብኣውነት ዝሓለወ ሕጊ ኽትክተል

ፈረንሳ ንሓተቲ ዑቕባ ናይ ይግባይ መጋባእያ ከምዘይትኸውን ሓድሽ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ክሪስቶፊ ካስታነር ገሊጹ። እቲ ሓድሽ ሚኒስተር ምስ ሰሙናዊት ጋዜጣ  le Journal du Dimanche...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ካሌ ዘሎ ኩነታት ስደተኛታት በቶም ሰሙናዊ 20 ግዜ ዝካየዱ ዘለው ስርሒታት ፖሊስ ይብእስ

ኣሃዱታት ጸጥታ ፈረንሳ ነተን ኣብ ከባቢ ካሌ ብስደተኛታት ዝድኮና ናይ ቴንዳ መዓስከራት ኣብ ምጽራይ ዘካይድዎም ስርሒታት ኣብ ሰሙን ክሳዕ 20 ግዜ ብምብጽሑ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝርከቡ ስደተኛታት ብመንገዲ ባሕ...
ዝያዳ ንምንባብ

መስመር ጥልያን-ፈረንሳ፥ ቆልዑ ስደተኛታት ኣብ ምንዝርና ክዋፈሩ ይግደዱ

ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ኣብ መሰጋገሪ መስመራት ጥልያን-ፈረንሳ ኣብ ንግዲ ጾታ ክዋፈሩ ይግደዱ፡ ሰይቭ-ዘ-ችልድረን። ስእሊ፡ ጆናታን ያምስ / ሰይቭ-ዘ-ችልድረን/ ምስ ፈረንሳ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዓዲ-ጥል...
ዝያዳ ንምንባብ

ፓርላማ ፈረንሳ ምጽራይ ሕቶ ዑቕባ ዝቃላጠፈሉ ሕጊ ኣሕሊፉ

ብ1 ነሓሰ ባይቶ ፈረንሳ ነቲ ፈረንሳ ድሕሪ ምእታው ዝፍቀድ ዝነበረ ቅድሚ ዑቕባ ምሕታት ክሓልፍ ዝኽእል እዋን ካብ 120 ናብ 90 መዓልታት ዘውርድ ናይ ምቕባል ዑቕባ ሕጊ ኣሕሊፉ። ፍራንስ24 ከም ዝሓበሮ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ስደተኛታት ካብ ሓደ ናይ ፓሪስ ዩኒቨርሲቲ ይስጐጉ

ከም ክፋል ናይቲ ካብ ርእሰኸተማ ፈረንሳ ስደተኛታት ንምጽራይ ዝተበገሰ መደብ፡ ፖሊስ ፈረንሳ ኣብ ሓንቲ ናይ ፓሪስ ዩኒቨርሲቲ ካብ ጥሪ ኣትሒዞም ሓደ ኻብቲ ህንጻታት ሒዞም ዝቕመጡ ዝነበሩ 200 ዝበጽሑ ስደ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፖሊስ ኣብ ፓሪስ ጥቓ ዝርከብ መትረብ ዝቕመጡ ዝነበሩ ስደተኛታት ይኣልዩ

ብመሰረት ትእዛዝ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ፡ ፖሊስ ኣብ ገማግም መትረባት ፓሪስ ንዘጽለሉ 2,300 ስደተኛታት ክኣልይዎም ይዳለዉ ኣለዉ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ ዠራር ኮሎም፡ “ተቐማጦ ፓሪስ...
ዝያዳ ንምንባብ