ኣብ ፈረንሳ ሓይልታት ጸጥታ ንሓደ ዘይሕጋዊ መዕቀሊ ብ12 መጋቢት 2019 ምስኣጽረይዎ እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ስደተኛታት ክእለዩ ተገዲዶም። ቅድሚ ምዕናዉ እቲ ቬሮትዬር ወይ ሸሚን ዱ ፖንት-ትሮዊ ተባሂሉ ዝጽዋ...
ዝያዳ ንምንባብ
መጋብኣያ ሰብኣዊ መሰላት ኤውሮጳዊ ሕብረት ፡ ፈረንሳ ንሓደ ኣፍጋናዊ ትሕቲ–ዕድመ ስደተኛ 15,000 ኤሮ ካሕሳ ኽትህብ ውሳኔ ኣመሓላሊፉ። ፈረንሳ ነቲ ወዲ 12 ዓመት ኣፍጋናዊ ስደተኛ ኣብ መዓስከ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሊብያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት እተካይዶ ቓልሲ ንምድጋፍ ፈረንሳ ሽዱሽተ ጃላቡ ኽትልእከላ ምዃና ሚኒስትሪ ምክልኻል ፈረንሳ ብ21 ለካቲት ኣፍሊጡ። እቲ ስጕምቲ ነቲ ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብጥርኑፍ ኣብ ሓንቲ ናብ ዶቨር፡ እንግሊዝ እትኸይድ ኣርማስ ክሳፈሩ ድሕሪ ዝገበርዎ ፈተነ እንተወሓዱ 63 ስደተኛታት ከምዝተዳጐኑ ሰብ መዚ ፈረንሳ ብ3 መጋቢት 2019 ሓቢሮም። እቶም ዝተኣስሩ ኣፍጋናውያን፡...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ ዝርከቡ ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ኽሰግሩ ንህይወቶም ቀጻሊ ኣብ ሓደጋ ኣብ ምእታው እዮም ዝርከቡ። ዓዚዝን መርየምን ዝተባህሉ ክልተ ዒራቓውያን መጻምድቲ ስደተኛታት ንማዕከን ዜ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሲዲቕ (ሓቀኛ ስሙ ኣይኮነን) ወዲ 14 ዓመት ኣፍጋናዊ ኮይኑ ኣብ’ቲ ኣብ ካሌ ናይ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ ዝርከብ ጫካ ተሓቢኡ ብዘይ ዝኾነ ኣላዪ ዝነብር ዘሎ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛ’ዩ። ምስ ከምኡ ዝኣመሰሉ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣሕማድ ዓሊ ኢራናዊ ኮይኑ፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ካሌ ዝርከቡ ምስ ስድራቤቱ ብምዃን ንመትረብ እንግሊዝ ብምስጋር ናብ ብሪጣንያ ክኣቱ ተደጋጋሚ ፈተነ ገይሩ ዘይሰለጦ ስደተኛ’ዩ። ኣቶ ኣሕመድ ዓሊ ንማዕከን ዜና ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ብሪጣንያ ብ14 ለካቲት ኣብ ክልተ ጃላቡ ዝተጻዕኑ ዓሰርተ ስደተኛታት ኣብ መትረብ እንግሊዝ ሒዙ። ብመሰረት እቲ ስደተኛታት ኣብታ ፈለማ ዝረገጽዋ ኤውሮጳዊት ሃገር ዑቕባ ኽሓቱ ዝግድድ ሕጋገ ዳብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ጐድኒ ጽርግያ ሃለዋቱ ኣጥፊኡ ዝተረኽበ ስደተኛ ብሰንኪ ብርቱዕ ዛሕልን ወቕዒ ልብን ከምዝሞተ `ዘ ሎካል ሓቢራ። እቲ ስደተኛ ካብ ኢጣልያ ተበጊሱ ንኣኽራን ኣልፕ ኽሰግር ክፍትን ከሎ ኣብ ጥቓ እቲ ኦትዛ...
ዝያዳ ንምንባብ