ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣብ ግብጺ ተኣሲሮም ዝነበሩ ሰላሳን ክልተን ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ተፈቲሖም ብ11 ሰነ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ክብል ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ ኦ ኤም) ሓቢሩ። ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ...
ዝያዳ ንምንባብ