ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝሰዓበ ቀይዲ መገሻታትን ምዕጻዉ ዶባትን ካብ የመን ናብ ስዑድያ ኪሰግሩ ዝተጸገሙ ልዕሊ 2,000 ኤርትራዉያን፡ ኢትዮጵያዉያንን ሶማላዉያንን ስደተኛታት ናብ ጂቡቲ ክምለሱ ከምዝተገደዱ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሞንጎ መራሕቲ ክልትኤን ሃገራት ድሕሪ ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ኣብ 11 መስከረም 2018 ድሕሪ ምኽፋቱ ልዑል ቊጽሪ ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ኽግዕዝ ከምዝተራእየ ዝዝከር ኮ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ደቂ ሃገርን ብማዕረ ዝወሃቡ ሞያዊ ስልጠናታት፡ ዕድላት ምርካብ ስራሕ የዕብዩ ምህላዎም ተገሊጹ። እቶም ብሓባር ዝወሃቡ ስልጠናታት ኣብ ስርሓት ዕንጸይቲን ሓጺንን ከምኡ’ውን ምስራ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣባላት ሓጋጊ ኣካል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ምስላጥ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ዝነጥፉ ገበነኛታት ክሳዕ ብሞት ዝቐጽዑ ተረርቲ ፍርድታት ዘካተተ ሓድሽ ሕጊ ነዲፎም ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቲ ተነዲፉ ዘሎ ሕጊ ዘይሕጋ...
ዝያዳ ንምንባብ
ውሕስነት ኣብ ዘይብለን ጀላቡ ተሳፊሮም ብመንገዲ ማያት ቀይሕ ባሕሪ ወይ ድማ ወሽመጥ ዓደን ናብ ስዑድያን ሃገራት ወሽመጥ ዓረብን ክበጽሑ ዝጓዓዙ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ግዳያት ቀጻሊ ምዝመዛ ኣሰጋገርቲን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ናይ ሊብያ ብ 3 ሓምለ ስደተኛታት ኣብ ዝተዳጎኑሉ ማእከል ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ክሳዕ 60 ዝበጽሑ ስደተኛታት ህይወቶም ኽስእኑ እንከለዉ ልዕሊ 130 ካልኦት ብጽኑዕ ቆ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሕግታት ምጥናፍ ስድራቤት ኣብ ሓያሎ ሃገራት ይተሩ ብምህላዎም፡ ስድራቤታት ምስቶም ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ መቕርብ ስደተኛታት ኽጽንበራ ይጽገማ ምህላወን ተገሊጹ። ንልዕሊ 8 ዓመታት ደቃ ኽትጥርንፍ ብዙሕ ጸገም ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣባላት ጸጥታ ኬንያ ካብ ወርሒ መጋቢት ክሳዕ ወርሒ ሰነ ናይ 2019 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ’ታ ሃገር ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኽኣትዉ ዝፈተኑ ብጠቕላላ 55 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዩም። ናይ ቀ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኢትዮጵያ ስደተኛታት ከም ልደትን መርዓን ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ ኣጋጣሚታቶም ዘምዝግብሉ ማእከል ድሮ ኽትከፍት ጀሚራ ምህላዋ ተሓቢሩ ። ኣብ ምዕራባዊ ኢትዮጵያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ባምባሲ ብቐዳምነት ተ...
ዝያዳ ንምንባብ