ሰብኣዊ ኩነታት ኣብ የመን ብሰንኪ’ቲ ኣብ’ታ ሃገር ሰሪቱ ዘሎ ጸጥታዊ ቅልውላው ብኢሱ እንዳሃለወ፡ ናብ’ታ ሃገር ናይ ዝኣትዉ ዘለው ስደተኛታት ቊጽሪ ብናህሪ ይዛይድ ምህላዉ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ማለት...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ኢትዮጵያውያን መንእሰያት ኽስደዱ ዝደፍኡ ጠንቅታት ንምጉዳልን ተመላሶ ስደተኛታት ምስ ማሕበርሰቦም ክጽንበሩ ዘጸግሙ መሰናኽላት ንምዝላቕን ዝዕላምኦም ክልተ መደባት ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ምስ ኣብ ከባቢኦም ዘለው ማሕበረ–ሰባት ተጸንቢሮም ክነባበሩ ዘኽእል ናይ 4 ዓመት መደብ መዊሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሞያዊ ስልጠናን ዕድላት ስራ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ 11 መስከረም ካብ ዝኽፈት ዛጊት ልዕሊ 10,000 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ዑቕባ ከምዝሓተቱ ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ምኽፋት ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ናብ ደቡብ–ኣፍሪቃ ንምብጻሕ ናብ ታንዛንያ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ብምእታዎም ተቐይዶም ዝጸንሑ 67 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመስርሕ ወለንታዊ ምምላስ ናብ ሃ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሊብያ ስለዝተዓግቱ ብወለንታኦም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝመረጹ 76 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመንገዲ መስርሕ ወለንታዊ ምምላስ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ክግዕዙ ተገይሩ። እቲ ኣሃዝ ቅድሚ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሶማሊላንድ ካብ ፈለማ ወርሒ ሓምለ ናይ’ዚ ዓመት ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመንገዲ ወለንታዊ መስርሕ ምምላስ ስደተኛታት ናይ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ማለት (IOM) ናብ ሃገሮም ተመ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዳውበን መስመራት ንዝረኣዩ ንጥፈታት ግብረ-ሽበራን ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቅ-ሰብ ንምቅላስ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከቚማ ተሰማሚዐን ። ብተወሳኺ፡ እተን ክልተ ሃገራት ኣብ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሚኒስተር ፋይናንስን ቊጠባዊ ምትሕግጋዝን ኢትዮጵያ ኣቶ ኣብራሃም ተኸስተን ጸሓፊት ኣህጉራዊ ልምዓት ዓባይ ብሪጣንያ ፔኒ ሞርዶትን ነቲ ናይ ሓገዝ ስምምዕ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ እንዳኸተሙ። ስእሊ፡ መስፍን ሰሎሙን...
ዝያዳ ንምንባብ