ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዜጋታት እታ ሃገር ሓቢሮም ኣብ ቤት ትምህርትታትን ዩኒቨርሲቲታትን ይምሃሩ ኣለዉ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ምስቲ ኢትዮጵያ ዘተኣታተወቶ ንኣሽሓት ኤርትራውያን ቈልዑን መንእ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ትሪፖሊ ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት በቲ ናብታ ኸተማ ዝቃረብ ዘሎ ኣብ መንጎ ክልተ ተቓናቐንቲ ጉጅለታት ዝካየድ ዘሎ ዂናት ይቕርቀሩ ኣለዉ። ልዕሊ ሰሙን ኣብ መንጎ ናይ ጀነራል ኸሊ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስታት ኢትዮጵያ፡ ኬንያን ታንዛንያን ኣብ ጉዳይ ስደት ብሓባር ክሰርሑ ተሰማሚዖም። መንግስታት እተን ሃገራት ነቲ ካብ ምብራቕን ቀርንን ኣፍሪቃ ናብ ደቡባዊ ክፋል እታ ኣህጉር ዘብል ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን (ዩ.ኤን.ዲ.ፒ) ዘይመንግስታዊ በዓል–መዚ ልምዓትን (ኢጋድ) ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ንምግታእ ዝዕላማኡ ቤት–ጽሕፈት ኣብ ዶብ ኬንያን ኢትዮጵያን ከ...
ዝያዳ ንምንባብ
ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ፊሊፒንስ ብምብጻሕ ካብ ተመኵሮ ምምሕዳር ናይ ስራሕ ስደተኛታት እታ ሃገር ኣፍልጦ ቐሲሙ። ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብ27 ለካቲት እዩ ናብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፊሊ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ5 መጋቢት ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣብ ገዳርፍ ሓድሽ ማእከል ስደተኛታት ከምዝኸፈተ ገሊጹ። እቲ ኣብ ገዳርፍ ዝተኸፍተ ሓድሽ ማእከል ስደተኛታት ሓደ ኻብቶም ከምኡ ዝኣመሰሉ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ሓ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ29ን 30ን ጥሪ 322 ዝበጽሑ ኣብ የመን መሕለፊ ስኢኖም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት በነፈርቲ ናብ ሃገሮም ከዝተመልሱ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣህጉዊ ውድብ ስደተኛታት፡ መንግስቲ የ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ17 ጥሪ 2019 ኢትዮጵያ ዘሕለፈቶ ሕጊ ሚልዮን ንዝዀኑ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ካብ መዓስከራት ወጻኢ ክሰርሑን ክነብሩን ዘፍቅድ እዩ። እዚ ክፋል ናይቲ ኢትዮጵያ ታሕሳስ 2018 ኣህጉራዊ ውዕል ስ...
ዝያዳ ንምንባብ
ወጻኢ ሃገር ብምኻድ ክሰርሑ ዝምድቡ ኢትዮጵያውያን፡ መንግስቶም ሰሪዑዎ ኣብ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ተሰዲዶም ንዝሰርሑ ዜጋታት ኩነታቶምን ምንቅስቓሳቶምን ዝከታተል ስርዓተ ምሕደራ ሓበሬታ ተጠቀምቲ ንምዃን ክምዝገቡ ...
ዝያዳ ንምንባብ