ብመሰረት ሓድሽ ንስደተኛታት ዝምልከት ሕጊ ጥርኑፍ ዕማማት ዘማልኣ ማእከላት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተኸፍታ ንስደተኛታት ኣገዳሲ ኣገልግሎታት ይህባ ኣለዋ። እታ ቐዳመይቲ ኣብ ቤኒሻንጉል–ጉምዝ ዝተተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ብፍቓዶም ናብ ሃገራቶም ክምለሱ እንተደልዮም ንጉዕዞ ዝኸውን ደገፍን ኣብ ሃገሮም ዳግም ክወሃሃዱን ዘኽእል ሓገዝ ክረኽቡ እዮም። ኣብ ግንቦት 2019፡ ኤውሮጳዊ ሕብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣምባሳደር ሰላም ዩኒሴፍ ዝኾነት ህብብቲ ህንዳዊት ተዋሳኢት ፕርያንካ ቾፕራ ዮናስ ምስፋሕ ዕድላት ትምህርቲ ንቆልዑ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ንምትብባዕ ኣብ ዝገበረቶ ናይ ሓደ ሰሙን ምብጻሕ ምስ ኣብ መዓስ...
ዝያዳ ንምንባብ
ካብ ስደት ዝተመልሰ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ብሩክ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ዘለዎ ሓደጋታት ኣካፊሉ። በሩክ ኣብቲ ብምትሕብባር ኣህጉራዊ ውድብ ስደትን ኬንያዊ ናይ ብሕቲ ዩኒቨርሲቲን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝተወደበ ሳ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ስደተኛታት ኣብ ሓያሎ ኣብያተ–ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተጸንቢሮም ይመሃሩ ምህላዎም ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር) ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ የመን ዝጸንሑ 222 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ 6 ክሳብ 11 ግንቦት ካብ ሰንዓ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብነፋሪት ከምዝግዓዙ ኣሁራዊ ውድብ ስደተኛታት ሓቢሩ። እቶም ስደተኛታት ኣብ ኣርባዕተ በረራታት እዮ...
ዝያዳ ንምንባብ
እንተወሓዱ ሸሞንተ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብታ ብዂናት እትሕመስ ዘላ የመን ኣብ ግዝያዊ መጽለሊ ኸምዝሞቱ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ሓቢሩ። እቶም ዝበዝሑ ኢትዮጵያውያን ዝዀኑ ሸሞንተ ስደተኛታት ሸሮኽ ብዝ...
ዝያዳ ንምንባብ
37 ደቅ-ንስትዮ ዝርከብኦም ኣብ የመን ኣብ ትሕቲ ሕሱም ኣተሓሕዛ ተዳጒኖም ዘለዉ ልዕሊ 60 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ብተደጋጋሚ ይጠልቡ ምህላዎም ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን። እቶም ስ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓድሽ ወፍሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት ነኣሽቱ ነጋዶን ደቅንስትዮን ኣብ ኣፍሪቃ ብምሕጋዝ ካብ ዘይተደልየ ስደት ንምንጋፍ ዝዓለመ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። እዚ ኣብ ትሕቲ ናይ ወጻኢ መደብ ወፍሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝጥርነ...
ዝያዳ ንምንባብ