ካብ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ጉዕዞ መሬት ዝሞቱ ኣፍሪቃያን ስደተኛታት ይበዝሑ

ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ንምብጻሕ ኣብ ዝካየድ ጉዕዞ ሳሃራ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት ስደተኛታት ካብቲ ነቲ ማያዊ መስመር ሰጊርካ ንኤውሮጳ ንምብጻሕ ኣብ ዝካየድ ጉዕዞ ባሕሪ ዝጠፍእ ህይወት ብዕጽፊ ዝልዕል ምዃኑ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ርዋንዳ ኣማኢት ካብ’ቶም ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ዝርከቡ ስደተኛታት ኸተዕቊብ ትምድብ

ኣማኢት ካብ’ቶም ኣብ ሊብያ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝሳቐዩን ብነፈርቲ ዝድብደቡን ዘለዉ ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ኽግዕዙ ኸምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። መንግስቲ ርዋንዳ ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ኒዤር ግዒዞም

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ትሪፖሊ፡ብ13 ለካቲት 2019 ናብቲ ክሳዕ ናብ ካልእ ሃገር ዝውሰዱሉ ዝጸንሑሉ መዕቀሊ ስደተኛታት ኒያሜይ፡ ኒጄር 159 ኤርትራውያን ...
ዝያዳ ንምንባብ

ልዕሊ 400 ዘይሕጋውያ ስደተኛታት ኣብ ኣጻምዕ ሳሃራ ድሒኖም

ብእግሪ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ልዕሊ 400 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ዶባት ኒጀርን ኣልጀርያን ብሓንቲ ኣብ ኮለላን ምድሓን ሂወትን እትነጥፍ ኣሃዱኡ ከምዝተረኽቡ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ሓቢሩ።...
ዝያዳ ንምንባብ

ቁጽሪ ብፍቓዶም ብመገዲ ኣይ ኦ ኤም ኒዤር ዝምለሱ ስደተኛታት ይውስኽ

ስእሊ፡ ኣይ ኦ ኤም። ኣብ ማእከል መሰጋገሪ ደቀንስትዮ ክምለሳ ሓገዝ ዝግበረለን ስደተኛታት ወኪል ስደት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኒዤር፡ ክሳዕ ሓምለ ሎምዘበን ካብቶም ናይ ዝሓለፈ ምሉእ ዓመት ዝበዝሑ ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ