ኣብ ፈይስቡክ ስዓቡና
Tigrinya
News
Latest News
ኣፍሪቃ
ማእከላይ ምብራቕ
ኤስያ
ኤውሮጳ
Migration Info
Life in the UK as an immigrant
ውልቃዊ ዛንታታት
Videos
The Blue Table Talk
Teaching Resources
እዋናዊ ዜናታት
ሊብያ ፡ ናይጀርያዊ ስደተኛ ብህይወቱ እንከሎ ኪቃጸል ተገይሩ
ሸዉዓተ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ስደተኛታት ክቕበላ ካብ ዘይመርጻ ሃገራት ዓለም ቀዳምነት ሒዘን
ንሚዛናዊ ሓላፍነትን ውህደትን ዝዓለመ ሓድሽ መደብ ስደት ኤውሮጳዊ ሕብረት
ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ኣብ ኤውሮጳ ንቅልውላዉ ይቃልዑ
ህይወት ዓሰርተታት ስደተኛታት ኣብ ማያዊ ገማግም ሊብያ ጠፊኡ
ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣንጻር ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ዝወርድ ዓመጽ ይሓብሩ
በቲ ኣብ ሊብያ ኣብ ልዕሊ ዝተዓግቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ መጠን ዘይብሉ ግፍዒ ዝተቘጥዑ ወከልቲ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ኣባላትን ኣፈኛታትን ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተጨውዮም ንዝነበሩ 84 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሓራ የውጹ
ብ 18 ሕዳር፡ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን ብኣሰጋገርቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ 84 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሓራ ከምዘውጽኡ ተሓቢሩ። መንግስታዊ ማዕከን ዜና ‘ሱና’ ከምዝሓበሮ፡ እቶም ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ልዕሊ 10,000 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ
ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ 11 መስከረም ካብ ዝኽፈት ዛጊት ልዕሊ 10,000 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ዑቕባ ከምዝሓተቱ ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ምኽፋት ...
ዝያዳ ንምንባብ
1
2
3
4
ገጽ 4 of 4
We care about your privacy.
In order to provide you with a better browsing experience we track your interaction with this website. To learn more about the cookies we use and what they do,
please read our privacy policy here
.
I Understand