ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዜጋታት እታ ሃገር ሓቢሮም ኣብ ቤት ትምህርትታትን ዩኒቨርሲቲታትን ይምሃሩ ኣለዉ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ምስቲ ኢትዮጵያ ዘተኣታተወቶ ንኣሽሓት ኤርትራውያን ቈልዑን መንእ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ትሪፖሊ ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት በቲ ናብታ ኸተማ ዝቃረብ ዘሎ ኣብ መንጎ ክልተ ተቓናቐንቲ ጉጅለታት ዝካየድ ዘሎ ዂናት ይቕርቀሩ ኣለዉ። ልዕሊ ሰሙን ኣብ መንጎ ናይ ጀነራል ኸሊ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስታት ኢትዮጵያ፡ ኬንያን ታንዛንያን ኣብ ጉዳይ ስደት ብሓባር ክሰርሑ ተሰማሚዖም። መንግስታት እተን ሃገራት ነቲ ካብ ምብራቕን ቀርንን ኣፍሪቃ ናብ ደቡባዊ ክፋል እታ ኣህጉር ዘብል ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን (ዩ.ኤን.ዲ.ፒ) ዘይመንግስታዊ በዓል–መዚ ልምዓትን (ኢጋድ) ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ንምግታእ ዝዕላማኡ ቤት–ጽሕፈት ኣብ ዶብ ኬንያን ኢትዮጵያን ከ...
ዝያዳ ንምንባብ
ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም ናብ ሊብያ ዝምለሱ ኣሽሓት ስደተኛታት፡ ኣብ’ተን ንጽህና ዝጎድለንን ከም ዓባይ-ሰዓል ብዝኣመሰሉ ተመሓላላፍቲ ሕማማት ዝተለበዳን ጸበብቲ መዳጎኒ ማእከ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዘሰክፍ ብዝሒ ካብቶም ኣብ ሰብዕ ዝተባህለ መዳጐኒ ኣብ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ብዓጸቦ ይሳቐዩ ወይ ትሕቲ ኽብደት ኰይኖም ከምዘለዉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ብ 21 መጋቢት ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ሰብኣዊ ማሕበር...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ጸሊቖም ክኣትዉ ዝፈተኑ 18 ኤርትራውያን ብ13 መጋቢት ተታሒዞም። እቶም ስደተኛታት ልሙድ ፍተሻ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዮም ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ናይ ጀርመን ናይ...
ዝያዳ ንምንባብ
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ትሪፖሊ፡ብ13 ለካቲት 2019 ናብቲ ክሳዕ ናብ ካልእ ሃገር ዝውሰዱሉ ዝጸንሑሉ መዕቀሊ ስደተኛታት ኒያሜይ፡ ኒጄር 159 ኤርትራውያን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ17 ጥሪ 2019 ኢትዮጵያ ዘሕለፈቶ ሕጊ ሚልዮን ንዝዀኑ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ካብ መዓስከራት ወጻኢ ክሰርሑን ክነብሩን ዘፍቅድ እዩ። እዚ ክፋል ናይቲ ኢትዮጵያ ታሕሳስ 2018 ኣህጉራዊ ውዕል ስ...
ዝያዳ ንምንባብ