ኣብ የመን ዝተዓግቱ ስደተኛታት ባዕሎም ናብ ጅቡቲ ይምለሱ

ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝሰዓበ ቀይዲ መገሻታትን ምዕጻዉ ዶባትን ካብ የመን ናብ ስዑድያ ኪሰግሩ ዝተጸገሙ ልዕሊ 2,000 ኤርትራዉያን፡ ኢትዮጵያዉያንን ሶማላዉያንን ስደተኛታት ናብ ጂቡቲ ክምለሱ ከምዝተገደዱ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዶባት ድሕሪ ምዕጻው’ውን ኤርትራውያን ገና ናብ ኢትዮጵያ ይሰግሩ ኣለው

ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሞንጎ መራሕቲ ክልትኤን ሃገራት ድሕሪ ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ኣብ 11 መስከረም 2018 ድሕሪ ምኽፋቱ ልዑል ቊጽሪ ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ኽግዕዝ ከምዝተራእየ  ዝዝከር ኮ...
ዝያዳ ንምንባብ

መንግስቲ ኖርወይ ንጉዳይ’ቶም ኣብ ሃገሩ ዑቕባ ረኺቦም ንሃገራዊ ኣገልግሎት ዝጸንበሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዳግም ክምርምር እዩ

መንግስቲ ኖርወይ ንጉዳይ 150 ኣብ ሃገሩ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ስደተኛታት ዳግማይ ክምርምሮ ምዃኑ ተገሊጹ። እቶም ስደተኛታት ዑቕባ ንኪረኽቡ ኢሎም ሓስዮም እንተነይሮም ዑቕባኦም ናይ ምስራዝ ተኽእሎ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፡ ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም

ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ናይ ሊብያ ብ 3 ሓምለ ስደተኛታት ኣብ ዝተዳጎኑሉ ማእከል ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ክሳዕ 60 ዝበጽሑ ስደተኛታት ህይወቶም ኽስእኑ እንከለዉ ልዕሊ 130 ካልኦት ብጽኑዕ ቆ...
ዝያዳ ንምንባብ

መስርሕ ምጥርናፍ ስድራቤት ኣብ ኤውሮጳ ይኸርር

ሕግታት ምጥናፍ ስድራቤት ኣብ ሓያሎ ሃገራት ይተሩ ብምህላዎም፡ ስድራቤታት ምስቶም ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ መቕርብ ስደተኛታት ኽጽንበራ ይጽገማ ምህላወን ተገሊጹ። ንልዕሊ 8 ዓመታት ደቃ ኽትጥርንፍ ብዙሕ ጸገም ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኬንያ ሓደስቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብቐጻሊ ትኣስር

ኣባላት ጸጥታ ኬንያ ካብ ወርሒ መጋቢት ክሳዕ ወርሒ ሰነ ናይ 2019 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ’ታ ሃገር ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኽኣትዉ ዝፈተኑ ብጠቕላላ 55 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዩም። ናይ ቀ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ መዳጎኒ ማእከላት ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሕሰም የሕልፉ

ኣስታት 430 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 650 ስደተኛታት ኣብ መዳጎኒ መዓስከር ዚንታን ናይ ሊብያ ተዓጽዮም ብሕጽረት ማይ፡ መግብን መድሃኒትን ይሳቐዩ ከምዘለዉ ቤት–ጽሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ውድ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያ ፥ ኣገልግሎታት ኽብሪ-መዝገብ ዝህብ ትካል ተኸፊቱ

ኢትዮጵያ ስደተኛታት ከም ልደትን መርዓን ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ ኣጋጣሚታቶም ዘምዝግብሉ ማእከል ድሮ ኽትከፍት ጀሚራ ምህላዋ  ተሓቢሩ ። ኣብ ምዕራባዊ ኢትዮጵያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ባምባሲ ብቐዳምነት ተ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ኢትዮጵያ ጥርኑፍ ዕማም ዘማልኣ ሓደስቲ ማእከላት ንስደተኛታት ኣገዳሲ ኣገልግሎታት ይህባ

ብመሰረት ሓድሽ ንስደተኛታት ዝምልከት ሕጊ ጥርኑፍ ዕማማት ዘማልኣ ማእከላት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተኸፍታ ንስደተኛታት ኣገዳሲ ኣገልግሎታት ይህባ ኣለዋ። እታ ቐዳመይቲ ኣብ ቤኒሻንጉል–ጉምዝ ዝተተ...
ዝያዳ ንምንባብ