ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝውዕል ሓገዝ

ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ብፍቓዶም ናብ ሃገራቶም ክምለሱ እንተደልዮም ንጉዕዞ ዝኸውን ደገፍን ኣብ ሃገሮም ዳግም ክወሃሃዱን ዘኽእል ሓገዝ ክረኽቡ እዮም። ኣብ ግንቦት 2019፡ ኤውሮጳዊ ሕብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣምባሳደር ሰላም ዩኒሴፍ ንዕድላት ትምህርቲ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ መጒሳ

ኣምባሳደር ሰላም ዩኒሴፍ ዝኾነት ህብብቲ ህንዳዊት ተዋሳኢት ፕርያንካ ቾፕራ ዮናስ ምስፋሕ ዕድላት ትምህርቲ ንቆልዑ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ንምትብባዕ  ኣብ ዝገበረቶ ናይ ሓደ ሰሙን ምብጻሕ ምስ ኣብ መዓስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያዊ ተመላሲ ኣብ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ዝጎነፎ ጸገም የዘንቱ

ካብ ስደት ዝተመልሰ ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ብሩክ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ዘለዎ ሓደጋታት ኣካፊሉ። በሩክ ኣብቲ ብምትሕብባር ኣህጉራዊ ውድብ ስደትን ኬንያዊ ናይ ብሕቲ ዩኒቨርሲቲን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝተወደበ ሳ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያ፥ ብዙሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ

ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ስደተኛታት ኣብ ሓያሎ ኣብያተ–ትምህርቲ ኢትዮጵያ ተጸንቢሮም ይመሃሩ ምህላዎም ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩ.ኤን.ኤች.ሲ.ኣር) ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ሊብያ ዘሎ ግጭት ኤውሮጳ ናይ ምብጻሕ ተስፋ ሓያሎ ስደተኛታት የማህምን

ኣብ ሊብያ ዝቕጽል ዘሎ ጸጥታዊ ቕልውላው ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ኣብ’ታ ሃገር ተዳጒኖም ዘለው ኣሽሓት  ስደተኛታት ብዛዕባ ህይወቶም ኽሰግኡ ጥራይ ዘይኮነ ንኤውሮጳ ናይ ብምጻሕ ሓሳቦም’ውን ኽምህምን ገይሩ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ፡ ኣብ ትሪፖሊ ተዳጒኖም ዘለዉ ስደተኛታት ብኽብሪ ዋጋታት መግቢ ይሽገሩ

ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት፡ ኲናት ኣብ ትሪፖሊን ዙርያኣን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ብኽብሪ ዋጋታት መግቢ ይሽገሩ ኸምዘለዉ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ኣብ ኣቡሰሊም ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ማእከል እቲ ኣብ ሊብያ ኲናት ዝካየደሉ ዘሎ ዞባ ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት ብወተሃደራት መጥቃዕቲ ወሪዱዎም

ብኸሊፋ ሓፍታር ዝእዘዙ ወተሃደራት ነቲ ካብ ትሪፖሊ ንደቡብ 25 ኪሎሜተር ኣብ ዘላ ቓስር ቢን ገሺር ዝርከብ መዳጐኒ ስደተኛታት ኣጥቂዖሞ። ብመሰረት ጸብጻብ ኣልጀዚራ ነቶም ተዳጐንቲ ምስኣጥቅዖዎም እንተወሓዱ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ የመን ዝተዓግቱ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ይጠልቡ

37 ደቅ-ንስትዮ ዝርከብኦም ኣብ የመን ኣብ ትሕቲ ሕሱም ኣተሓሕዛ ተዳጒኖም ዘለዉ ልዕሊ 60 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ክምለሱ ብተደጋጋሚ ይጠልቡ ምህላዎም ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን። እቶም ስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣፍሪቃውያን መንእሰያት ነጋዶ ስራሖም ከስፍሑ ዘኽእል መደብ ይምውል

ሓድሽ ወፍሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት  ነኣሽቱ ነጋዶን ደቅንስትዮን ኣብ ኣፍሪቃ ብምሕጋዝ ካብ ዘይተደልየ ስደት ንምንጋፍ ዝዓለመ ከምዝኸውን ተሓቢሩ። እዚ ኣብ ትሕቲ ናይ ወጻኢ መደብ ወፍሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት ዝጥርነ...
ዝያዳ ንምንባብ