ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ኣብ ሰሜን ዳርፉር ጉጅለ ኣስገርቲ ይሕዙ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፡ ናብ ሊብያ ስደተኛታት ዘስግሩ ዝነበሩ ጉጅለ ኸምዝሓዙ ብ2 መጋቢት ኣፍሊጦም። ኣማሓዳሪ ሰሜን ዳርፉር ሌተናንት ኮሎኔል ናዒም ኸድር ሓደ ወተሃደራዊ ስለያ ዘካይድ ኣሃዱ 39 ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ

ሱዳን፥ ቃልሲ ኣንጻር ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደት ተሐይል

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ብ 10 ታሕሳስ 2018 ብዘይስሩዕ ኣገባብ ናብ ሊብያ ክስግሩ ተቐሪቦም ዝነበሩ 57 ስደተኛታትን ኣርባዕተ ኣሰጋገርቲን ከምዝቐየዱ ተገሊጹ። እቲ ፍጻሜ መቐጸልታ ናይ’ቲ እታ ሃገር ኣብ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተጨውዮም ንዝነበሩ 84 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሓራ የውጹ

ብ 18 ሕዳር፡ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን ብኣሰጋገርቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ 84 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሓራ ከምዘውጽኡ ተሓቢሩ። መንግስታዊ ማዕከን ዜና ‘ሱና’ ከምዝሓበሮ፡ እቶም ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘይሕጋዊ ዋሕዚ ስደትን ሽበራን ንምቅላስ ሓባራዊ ናይ ዶብ ሓይሊ ከቊማ

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዳውበን መስመራት ንዝረኣዩ ንጥፈታት ግብረ-ሽበራን ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቅ-ሰብ ንምቅላስ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከቚማ ተሰማሚዐን ። ብተወሳኺ፡ እተን ክልተ ሃገራት ኣብ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሱዳን፥ ካብ ነጋዶ ደቅ-ሰብ ነጻ ዝወጽኡ ቆልዑ ናብ ስድራቤቶም ይጽንበሩ

ሱዳናውዊ ሃገራዊ ኮሚቴ ንቓልሲ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቅ–ሰብ ካብ መጭወይቲ ነጋዶ ደቅ–ሰብ ነጻ ዝወጽኡ 80 ቆልዑ ነናብ ስድራኦም ከምዘረከበ ብ 27 ሓምለ ኣብ ዘውጽኦ ወግዓዊ መግ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሱዳናውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገሮም ይጣየሱ

ኣህጉራዊ ውድብ ስደት ካብ ሰነ 2017 ክሳብ መጋቢት 2018 ን615 ሱዳናውያን ናብ ቤቶም ክምለሱ ከምዝሓገዘ ገሊጹ። ብመደብ ሰብኣዊ ወለንታዊ ምምላስ ወኪል ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ሃገሮም ም...
ዝያዳ ንምንባብ