ኣብ የመን ዝተዓግቱ ስደተኛታት ባዕሎም ናብ ጅቡቲ ይምለሱ

ብሰንኪ ኮቪድ-19 ዝሰዓበ ቀይዲ መገሻታትን ምዕጻዉ ዶባትን ካብ የመን ናብ ስዑድያ ኪሰግሩ ዝተጸገሙ ልዕሊ 2,000 ኤርትራዉያን፡ ኢትዮጵያዉያንን ሶማላዉያንን ስደተኛታት ናብ ጂቡቲ ክምለሱ ከምዝተገደዱ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሊብያ፡ ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቲሎም

ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ናይ ሊብያ ብ 3 ሓምለ ስደተኛታት ኣብ ዝተዳጎኑሉ ማእከል ብዝተኻየደ ናይ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ክሳዕ 60 ዝበጽሑ ስደተኛታት ህይወቶም ኽስእኑ እንከለዉ ልዕሊ 130 ካልኦት ብጽኑዕ ቆ...
ዝያዳ ንምንባብ

መስርሕ ምጥርናፍ ስድራቤት ኣብ ኤውሮጳ ይኸርር

ሕግታት ምጥናፍ ስድራቤት ኣብ ሓያሎ ሃገራት ይተሩ ብምህላዎም፡ ስድራቤታት ምስቶም ኣብ ኤውሮጳ ዝርከቡ መቕርብ ስደተኛታት ኽጽንበራ ይጽገማ ምህላወን ተገሊጹ። ንልዕሊ 8 ዓመታት ደቃ ኽትጥርንፍ ብዙሕ ጸገም ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝውዕል ሓገዝ

ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ብፍቓዶም ናብ ሃገራቶም ክምለሱ እንተደልዮም ንጉዕዞ ዝኸውን ደገፍን ኣብ ሃገሮም ዳግም ክወሃሃዱን ዘኽእል ሓገዝ ክረኽቡ እዮም። ኣብ ግንቦት 2019፡ ኤውሮጳዊ ሕብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኲናት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ፡ ኣብ ትሪፖሊ ተዳጒኖም ዘለዉ ስደተኛታት ብኽብሪ ዋጋታት መግቢ ይሽገሩ

ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ሊብያ ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት፡ ኲናት ኣብ ትሪፖሊን ዙርያኣን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ ብኽብሪ ዋጋታት መግቢ ይሽገሩ ኸምዘለዉ ኣልጀዚራ ሓቢራ። ኣብ ኣቡሰሊም ተዳጒኖም ዝርከቡ ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ

ዝተዳጐኑ ስደተኛታት ኲናት ናብ ትሪፖሊ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ ግዜ መዋጽኦ ይስእኑ

ኣብ ትሪፖሊ ኣብ መዳጐኒ ማእከላት ዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት በቲ ናብታ ኸተማ ዝቃረብ ዘሎ ኣብ መንጎ ክልተ ተቓናቐንቲ ጉጅለታት ዝካየድ ዘሎ ዂናት ይቕርቀሩ ኣለዉ። ልዕሊ ሰሙን ኣብ መንጎ ናይ ጀነራል ኸሊ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዘይስሩዕ ስደት ንምግታእ ዝዕላማኡ ቤት-ጽሕፈት ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ተኸፊቱ።

ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን (ዩ.ኤን.ዲ.ፒ) ዘይመንግስታዊ በዓል–መዚ ልምዓትን (ኢጋድ) ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ንምግታእ ዝዕላማኡ ቤት–ጽሕፈት ኣብ ዶብ ኬንያን ኢትዮጵያን ከ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣሰቃቒ ዓጸቦ ኣብ ሓደ ናይ ትሪፖሊ መዳጐኒ ስደተኛታት

ዘሰክፍ ብዝሒ ካብቶም ኣብ ሰብዕ ዝተባህለ መዳጐኒ ኣብ ትሪፖሊ ዝርከቡ ስደተኛታት ብዓጸቦ ይሳቐዩ ወይ ትሕቲ ኽብደት ኰይኖም ከምዘለዉ ሓካይም ብዘይ ዶብ ብ 21 መጋቢት ገሊጹ። ብመሰረት እቲ ሰብኣዊ ማሕበር...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓድሽ ማእከል ስደተኛታት ኣብ ምብራቕ ሱዳን

ብ5 መጋቢት ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ኣብ ገዳርፍ ሓድሽ ማእከል ስደተኛታት ከምዝኸፈተ ገሊጹ። እቲ ኣብ ገዳርፍ ዝተኸፍተ ሓድሽ ማእከል ስደተኛታት ሓደ ኻብቶም ከምኡ ዝኣመሰሉ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝርከቡ ሓ...
ዝያዳ ንምንባብ