ኣሕማድ ዓሊ ኢራናዊ ኮይኑ፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ካሌ ዝርከቡ ምስ ስድራቤቱ ብምዃን ንመትረብ እንግሊዝ ብምስጋር ናብ ብሪጣንያ ክኣቱ ተደጋጋሚ ፈተነ ገይሩ ዘይሰለጦ ስደተኛ’ዩ። ኣቶ ኣሕመድ ዓሊ ንማዕከን ዜና ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ብሪጣንያ ብ14 ለካቲት ኣብ ክልተ ጃላቡ ዝተጻዕኑ ዓሰርተ ስደተኛታት ኣብ መትረብ እንግሊዝ ሒዙ። ብመሰረት እቲ ስደተኛታት ኣብታ ፈለማ ዝረገጽዋ ኤውሮጳዊት ሃገር ዑቕባ ኽሓቱ ዝግድድ ሕጋገ ዳብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፈረንሳን እንግሊዝንኣብ መወዳእታ 2018 ምስ ዝተራእየ ምውሳኽ ዋሕዚ ንመትረብ እንግሊዝ ብጃላቡ ኽሰግሩ ዝፍትኑ ስደተኛታት ናይ ምክትታል ዶባት ስርሒታተን የስፍሓ ኣለዋ። ከም መልሲ ነዚ ልዑል ናህሪ ዋሕዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሰብ መዚ እንግሊዝ ካብ ፈረንሳ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ብሪጣንያ ዝበጽሑ ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ምምላስ ጀሚሮም። ናይ ፈለማ ተመለስቲ፡ ዝሓለፈ ዓመት ብንእሽቶ ጃልባ ብሪጣንያ ዝበጽሑ ስደተኛታት ብ24 ጥሪ 201...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣሃዱታት ጸጥታ ፈረንሳ ነተን ኣብ ከባቢ ካሌ ብስደተኛታት ዝድኮና ናይ ቴንዳ መዓስከራት ኣብ ምጽራይ ዘካይድዎም ስርሒታት ኣብ ሰሙን ክሳዕ 20 ግዜ ብምብጽሑ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝርከቡ ስደተኛታት ብመንገዲ ባሕ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ዓባይ–ብሪጣንያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንኸም ፈይስ–ቡክ ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከም መናሃርያ ዘይሕጋዊ ንጥፈታቶም ዝጥቀምሉ ዘለው ነጋዶ ደቅ–ሰብ ናይ ምድቓቕ ስራሕ ክጅ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሚኒስተር ፋይናንስን ቊጠባዊ ምትሕግጋዝን ኢትዮጵያ ኣቶ ኣብራሃም ተኸስተን ጸሓፊት ኣህጉራዊ ልምዓት ዓባይ ብሪጣንያ ፔኒ ሞርዶትን ነቲ ናይ ሓገዝ ስምምዕ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ እንዳኸተሙ። ስእሊ፡ መስፍን ሰሎሙን...
ዝያዳ ንምንባብ
12
ገጽ 2 of 2