ኣብ ሞንጎ ብሪጣንያን ፈረንሳን ንዘሎ መጻብቦ እንግሊዝ ልዕሊ ዓቕመን ብዝሒ ስደተኛታት ኣሳፊረን ዝሰግራ ካብ ዝነበራ ጀላቡ ናብ ማያት እቲ መጻብቦ ምስ ዝወደቚ ስደተኛታት፡ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ከምዝርከብዎም ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝሓገዙ ክልተ ፈረንሳውያን ንማእሰርቲ ተፈሪዶም። እቲ ቐዳማይ ዋና ሓደ ዝተሓረጃ ጃላቡ ዝሽየጣሉ ትካል ኰይኑ ክሳዕ 39 ተነፋሕቲ ጃላቡ ናብቶም መትረብ እን...
ዝያዳ ንምንባብ
ብሰንበት 19 ግንቦት ሓለዋ ባሕሪ ፈረንሳ ንሓንቲ ትሽዓተ ስደተኛታት ሒዛ መትረብ እንግሊዝ ክትሰግር ትጕዓዝ ዝነበረት ጃልባ ዓጊቱ። እቶም ኢራናውያን ምዃኖም ዝገለጹ ሸሞንተ ሰብኡትን ሓደ ቘልዓን ናብ ፈረን...
ዝያዳ ንምንባብ
ፖሊስ እንግሊዝ ብ11ን 12 ግንቦት ንመትረብ እንግሊዝ ብዘይሕጊ ዝሰግሩ ዝነበሩ 42 ስደተኛታት ሒዞም። እቶም ስደተኛታት ብሓለዋ ዶባት እንግሊዝ ናብ ሰብ መዚ ምቕባል መጻእተኛታት ተረኪቦም። ብመሰረት ሕጋገ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሰላሳን ሽዱሽተን ብሓለዋ ዶባት ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ገማግም ኬንት ናይ እንግሊዝ ዝተታሕዙ 36 ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ወይ ካልኦት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኽምለሱ ከምዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ። ብ22 ሚያዝያ 20...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ጸሊቖም ክኣትዉ ዝፈተኑ 18 ኤርትራውያን ብ13 መጋቢት ተታሒዞም። እቶም ስደተኛታት ልሙድ ፍተሻ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዮም ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ናይ ጀርመን ናይ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ክልተ ዒራቓውያንን ሓደ ኢራናውን ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብባሕሪ ስደተኛታት ብምስጋር ንማእሰርቲ ፈሪድዎም። እቲ ኣብ ቦሎኝ ሱር-ሜር ዝርከብ ቤትፍርዲ ንመራሒ ናይቲ ጉጅለ ዝተሓስበ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ፈረንሳ ሓይልታት ጸጥታ ንሓደ ዘይሕጋዊ መዕቀሊ ብ12 መጋቢት 2019 ምስኣጽረይዎ እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ስደተኛታት ክእለዩ ተገዲዶም። ቅድሚ ምዕናዉ እቲ ቬሮትዬር ወይ ሸሚን ዱ ፖንት-ትሮዊ ተባሂሉ ዝጽዋ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ ዝርከቡ ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ኽሰግሩ ንህይወቶም ቀጻሊ ኣብ ሓደጋ ኣብ ምእታው እዮም ዝርከቡ። ዓዚዝን መርየምን ዝተባህሉ ክልተ ዒራቓውያን መጻምድቲ ስደተኛታት ንማዕከን ዜ...
ዝያዳ ንምንባብ
12
ገጽ 1 of 2