ሰብ-መዚ ስጳኛ ንሓደ ስደተኛ ብኣሰቃቒ ኣገባብ ዝቐተለ ኣሰጋጋሪ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ ጋዜጣ እታ ሃገር ‘ኤል ሙንዶ’ ብ 16 ሓምለ ገሊጻ። እቲ ተኣሲሩ ዘሎ ወዲ ጒኒ ምዃኑ ዝተነግረሉ ኣሰጋጋሪ፡ በታ...
ዝያዳ ንምንባብ
ቊጽሪ ናይቶም ካብ ሞሮኮ ተበጊሶም ናብ ስጳኛ ዝኣትው ስደተኛታት ብሰንኪ’ቲ እተን ሃገራት ኣብ ምድቓቕ መርበባት ዘይስሩዕ ስደት ዘካይደኦ ዘለዋ ሓባራዊ ቃልሲ ብልዕሊ ፍርቂ ነክዩ ምህላዉ ተሓቢሩ። ብመሰረታ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ላዕለዋይ ናይ ይግባይ ቤትፍርዲ ኢጣልያ ምስቲ ኣብ ነሓሰ 2015 ዘጋጠመ ህይወት 49 ስደተኛታት ዝወሰደ ህልቂት ብዝግተኣሳሰር ንሰለስተ ኣስገርቲ ንነፍሲ ወከፎም ን20 ዓመት ክእሰሩ ፈሪድዎም። እቲ ኣንጻር ...
ዝያዳ ንምንባብ
ካብ ሞሮኮ ናብ ስጳኛ ኽበጽሑ ዝፍትኑ ስደተኛታት ዝነበርዋ ጃልባ ብምጥሓላ እንተወሓዱ 45 ስደተኛታት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሓይሊ ባሕሪ ሞሮኮ ሓቢሩ። ኩሎም እቶም ሓንቲ ነብስጾርን ሓንቲ ህጻንን ዝርከብዎም ዝ...
ዝያዳ ንምንባብ
ዳርጋ ፍርቂ ኣብ ስጳኛ ዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብታ ሃገር ክበጽሑ ኻብ ኣፍሪቃ ብማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝተጓዕዙሉ ቀጥታዊ ምዝመዛን ዓመጽን ከምዘጋጠሞም ይገልጹ። እቲ መጽናዕቲ ብኣህጉራዊ ውድብ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሞሮኮ 89,000 ዝበጽሑ ሰባት ብዘይስሩዕ ኣገባብ ናብ ኤውሮጳ ኻብ ምብጻሕ ከምዝኸልከለት ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ብ17 ጥሪ ኣፍሊጡ። ሞሮኮ ንስደተኛታት ቀንዲ ናብ ኤውሮጳ እተትሓላልፍ መገዲ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሃገራት ደቡብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዶባት ባሕሪ ዘለወን ኣተሓሕዛ ኣብ ዘትርራሉ ዘለዋ እዋን፡ ስደተኛታት ዝኸፍአ ሓደጋ ዘለዎ መስመራት ክመርጹ ይግደዱ ኣለዉ። ብሕብረት ኤውሮጳን ኣባል ሃገራትን ዝግበር ዋሕዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ነቲ መሰል ስደተኛታት ንምውሓስን ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደት ንግታእን ዕላማ ገይሩ ዝተነድፈ ሰነድ ኣህጉራዊ ውዕል ስደት ውድብ ሕቡራት ሃገራት : 164 ካብ 193 ኣባላት ሃገራት ጥራይ ከምዝኸተማሉ ተገሊጹ። ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሞሮኮ ዝርከቡ ዜጋታት ሃገራት ሳሕለ–ሳሃራ ዝኾኑ ስደተኛታት ብፍላይ ድማ ደቅ–ንስትዮ ብኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ምክልኻልን እታ ሃገር ጾታውን ኣካላውን ዓመጻት ዝርከብዎም ዝተፈላለዩ ...
ዝያዳ ንምንባብ
12
ገጽ 1 of 2