ክልተ ፈረንሳውያን ንስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ብምሕጋዝ ተኸሲሶም ተኣሲሮም

ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝሓገዙ ክልተ ፈረንሳውያን ንማእሰርቲ ተፈሪዶም። እቲ ቐዳማይ ዋና...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣማኢት ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ መዕርፎ ነፈርቲ ፓሪስ ኣዲሞም

ኣማኢት ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ውሽጢ መዕርፎ ርእሰኸተማ ፈረንሳ ተኣኪቦም ኣንጻር ምጥራዝ ካልኦት ዘይሕጋውያን...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓለዋ ባሕሪ ፈረንሳ ንመትረብ እንግሊዝ ክሰግሩ ዝፍትኑ ዝነበሩ ትሽዓተ ስደተኛታት ዓጊቱ

ብሰንበት 19 ግንቦት ሓለዋ ባሕሪ ፈረንሳ ንሓንቲ ትሽዓተ ስደተኛታት ሒዛ መትረብ እንግሊዝ ክትሰግር ትጕዓዝ ዝነበረት...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓለዋ ዶባት እንግሊዝ 42 ስደተኛታት ሒዞም

ፖሊስ እንግሊዝ ብ11ን 12 ግንቦት ንመትረብ እንግሊዝ ብዘይሕጊ ዝሰግሩ ዝነበሩ 42 ስደተኛታት ሒዞም። እቶም ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓተትቲ ዑቕባ ተቐቢላ እተዋሃህድ ዘላ ንእሽቶ ፈረንሳዊት ከተማ

ፌረት ኣብ ምብራቕ ፈረንሳ እትርከብ 800 ሰባት ጥራይ ዝቕመጥዋ ንእሽቶ ኸተማ እያ። ንሓተትቲ ዑቕባ መዓጹኣ ድሕሪ ምኽፋታ፡...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳውያን ከንቲባታት ንሓተትቲ ዑቕባ ዝኸውን መዕቈቢ ክውሰኽ ይጠልቡ

ከንቲባታት 13 ከተማታት ፈረንሳ ናብ መንግስቶም ቅሉዕ ደብዳቤ ብምጽሓፍ ንሓትተቲ ዑቕባ ዝኸውን ተወሳኺ መአንገዲ ክህሉ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዓባይ ብሪጣንያ ብጃላቡ ዝመጹ ስደተኛታት ኣብ ትመልሰሉ ዘላ ግዜ ዘይሕጋዊ ምስጋር ስደተኛታት ኣሳሊጡ ዝተባህለ ሰብ ትኸስስ

ሰላሳን ሽዱሽተን ብሓለዋ ዶባት ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ገማግም ኬንት ናይ እንግሊዝ ዝተታሕዙ 36 ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ወይ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳዊ ቤትፍርዲ ዕድመ ቘልዑ ስደተኛታት ብመርመራ ዓጽሚ ኽረጋገጽ ኣፍቂዱ

ትሕተ ዕድመ ምዃኖም ናይ ዝገልጹ ስደተኛታት ሓቀኛ ዕድመ ብምርግጋጽ ኣገልግሎት ድሕነት ህጻናት እታ ሃገር ዝህብዎ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረናሳ ኣስገርቲ ንዓመታት ክእሰሩ ፈሪዱ

ሓደ ቤት ፍርዲ ፈረንሳ ክልተ ዒራቓውያንን ሓደ ኢራናውን ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብባሕሪ ስደተኛታት ብምስጋር...
ዝያዳ ንምንባብ