ኢጣልያ ኣብ ኣተሓሕዛ ምድሓን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ዘለዋ ኣተሓሕዛ ተትርር

ኢጣልያ፡ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ክቕበላ መብጽዓ ኽኣትዋ ትደሊ ኣላ። ሳልቪኒ ዝመርሖ ሓድሽ የማናዊ መንግስቲ እታ ሃገር ድሮ ወደባት እታ ሃገር ስደተኛታት ንዘድሕና መራኽብ ዓ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን 1 ቢልዮን ኤሮ ኣብ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ኸተውፍር’ያ

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጥልያን ማቲዮ ሳልቪኒ። ስእሊ/ቫይስ ኒውስ/ ጥልያን ናይ ሓደ ቢልዮን ኤሮ “ልምዓታዊ ሓገዝ” ኣብ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ኸተውፍር ምዃና፡ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ማትዮ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ክልተ ሰሙን ድሕሪ ምጽባዮም ቱኒዝያ ኣብ ሃገራ ኸዕርፉ ኣፍቂዳ

ብ28 ሓምለ ዝተፈነወ ጸብጻባት፡ ኣብ ባሕሪ ንኽልተ ሰሙን ክጽበዩ ዝጸንሑ ሓንቲ ንግዳዊት መርከብ ዘድሓነቶም ስደተኛታት ቱኒዝያ ኽትቅበሎም ፍቓደኛ ከምዝዀነት ኣረዲኡ። ቱኒዝያ ንሰብኣዊ መኽንያታት ክትብል ነ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያዊት መርከብ ስደተኛታት ናብ ሊብያ ብምምላስ ትኽሰስ

ሓንቲ ጓታቲት መራኽብ 108 ስደተኛታት ኣድሒና ናብ ሊብያ ኸምዝመለሰቶም ኣብ ዝተሰምዓሉ፡ ኢጣልያ ኣህጉራዊ ሕጊ ኸምዘፍረሰት ትኽሰስ ኣላ። ብመሰረት ስጳኛዊት ማሕበር ግብረሰናይ ፕሮኣክቲቫ ኦፐን ኣርምስ፡ እ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ስደተኛታት ንምዕጋት ምስ ሊብያ ናይ ምሕዝነት ኪዳን ተሐድስ

ኢጣልያን ሊብያን ነቲ ስደተኛታት ናብ ግዝኣት ሊብያ ኽምለሱ ዘፍቅድ ኣብ 2008 ዝፈረምኦ ኪዳን ምሕዝነት ከሐድስኦ ብ7 ሓምለ ተሰማሚዐን። “ነቲ ናይ 2008 ኪዳን ምሕዝነት ኢጣልያን ሊብያን ከነሐድሶ ወሲን...
ዝያዳ ንምንባብ

ሕሉፍ የማናዊ መንግስቲ ኢጣልያ ህይወት ዘድሕና ጃላቡ ምዕራፍ ይኽልክል

”ኢጣልያውያን ፈለማ” ዝብል ሰሌዳ ማቴዮ ሳልቪኒ ኣብ ሚላኖ፡ ኢጣልያ ብ24 ለካቲት 2018 ኣብ ዝተኻየደ ፖለቲካዊ ኣኼባ ሕሊፍ የማናዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ ማቴዮ ሳልቪኒ፡ ስደተኛታት ዝጸዓና መራኽብ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያዊ ቀዳማይ ሚኒስተር ስደተኛታት ብዛዕባ ምዕጋት ክዛረብ ሊብያ ይበጽሕ

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማቴዮ ሳልቪኒ ምስ መራሕቲ ሊብያ ኣብ ትሪፖሊ ድሕሪ ምርኻቡ ኣብ ደቡባዊ ዶባት ሊብያ ማእከላት መቐበሊ ስደተኛታት ክትከል ኣሚሙ። “ብሓሙስ [28 ሰነ] ኣብ ብራስለስ፡ ብሓባ...
ዝያዳ ንምንባብ