መንግስታት ሃገራት ኤውሮጳ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ንምድሓን ዝካየዱ ስርሒታት ዳግማይ ክጅምርዎን ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ንዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት ኽተሓጋገዙን ከምዝግባእ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ጥልያን ኣብ ሚንዮ ናይ ደሴት ሲሲሊ ዝጸንሐ ኣብ ሓደ እዋን ኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝዓበየ ምንባሩ ዝንገረሉ መቐበሊ ማእከል ስደተኛታት ብ 9 ሓምለ ብወግዒ ዓጺዩዎ ። መጻንሒ ማእከል ስደተኛታት ሚኒዮ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ጥልያን ናብ ማያዊ ግዝኣታን ወደባታን ብዘይፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዋ ዋንነት ናይ ግብረሰናይ ማሕበራት ዝኾና መራኽብ ልዑል ገንዘባዊ መቕጻዕቲ ዘጽንዕ ኣዋጅ መዲባ ብምህላዋ፡ ኣብ ማእከላይ ከባቢታት ማእከላይ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኩነታት ናብራ ናይቶም ኣብ ጐላጕል ጆያ ታውሮ ኣብ ደቡብ ኢጣልያ ዝርከቡ ስደተኛታት እናኽፍአ ይኸይድ ከምዘሎ ኢጣልያዊ ማሕበር ሓካይም ንሰብኣዊ መሰላት (MEDU) ዘቕረቦ ጸብጻብ የረድእ። እቲ ጸብጻብ ንሕሱ...
ዝያዳ ንምንባብ
ነቲ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ማቴዮ ሳልቪኒ ዘውጽኦ እማመ ምቕጻዕ ስደተኛታት ዘድሕና መራኽብ ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላትን ማሕብራት ግብረሰናይን ይቃወምዎ ኣለዉ። እቲ ሕጊ እተጸዲቑ እተን ህይወት ዘድሕ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብቲ ከም ዝሕልዎ ዝገልጾ ዞባ ባሕሪ ኽነጥፍ ከምዘይጸንሐ ጀርመናዊ ማሕበር ምድሓን ህይወት ኣብ ባሕሪ ሲ–ኣይ ገሊጹ። ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ክንዲ እቲ ግቡ...
ዝያዳ ንምንባብ
ላዕለዋይ ናይ ይግባይ ቤትፍርዲ ኢጣልያ ምስቲ ኣብ ነሓሰ 2015 ዘጋጠመ ህይወት 49 ስደተኛታት ዝወሰደ ህልቂት ብዝግተኣሳሰር ንሰለስተ ኣስገርቲ ንነፍሲ ወከፎም ን20 ዓመት ክእሰሩ ፈሪድዎም። እቲ ኣንጻር ...
ዝያዳ ንምንባብ
ቁጽሪ ብመስመር ማእከላይ ሸነኽ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ዝበጽሑ ስደተኛትታ ካብቲ 2015 ንንጀው ናብ ዝተሓተ ኣብ ዝወርደሉ ዘሎ ግዜ፡ ብስርሒት ሶፊያ ዝካየድ ዝነበረ ወፍሪ ምድሓን ህይወት ሕብረት ኤውሮ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓንቲ 64 ስደተኛታት ዘድሓነት ናይ ጀርመን ናይ ግብረሰናይ መርከብ ምድሓን ሰብ ኢጣልያን መልጣን ኣብ ወደባተን ከይተዕርፍ ከልኪለንኣ ኣለዋ። እቶም ስደተኛታት ኤውሮጳ ንምብጻሕ ኣብ ሓንቲ ዝተጨቓጨቐት ጃልባ...
ዝያዳ ንምንባብ