ጥልያን ዘይሕጋዉያን ስደተኛታት ናብ ቱኒዝያ ምጥራዝ ጀሚራ

ጥልያን ካብ መፋርቕ ነሓሰ 2020 ዘይሕጋዉያን ስደተኛታት ናብ ቱኒዝያ ኪትጥርዝ ጀሚራ። ብመሰረት ወግዓዊ ጸብጻባት ፡ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ በረራታት ተሰሪዑ ክሳዕ 80 ተጠረዝቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ በረራ ናብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ነቲ ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም ናብ ሊብያ ኽምለሱ ዘኽእል ውዕል ኣሐዲሳቶ

ሓድሽ መንግስቲ ጥልያን ነቲ ሃገሩ ምስ ሊብያ ኣብ 2017 ዝኣተወቶ ፡ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ምዕጋትን ምምላስን ስደተኛታት ኽነጥፍ ዘኽእል ውዕል ብቐጥታ ከምዘሐደሶ ተሓቢሩ። ጥልያን ን...
ዝያዳ ንምንባብ

ጀርመን ሓባራዊ ኤውሮጳዊ ፖሊሲ ዑቕባ ኽተኣታቶ ትምሕጸን

ማእከላይ ባሕሪ ንብ ዝዳወባ ሃገራት ኤውሮጳ ዘብል ዘሎ ብዝሒ ሓደስቲ ስደተኛታት ብዝለዓለ ናህሪ ይዛይድ ብምህላዉ፡ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ምቛም ሓባራዊ ፖሊሲ ዑቕባ ብሓንሳብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስተ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናይ ስደተኛታት ጃልባ ኣብ ማያዊ ገማግል ጥልያን ብምጥሓላ 13 ደቅንስትዮ ሞይተን፡ ሸሞንተ ትሕቲ ዕድመ ደሃዮም ጠፊኡ

ሓለዋ ባሕሪ ጥልያን ኣብ ማያዊ ከባቢታት ደሴት ላምፒዱዛ ብ 6 ጥቅምቲ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ሬሳታት ናይ 13 ደቀንስትዮ ስደተኛታት ከምዝኣከበ ተሓቢሩ። እታ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሳ ጸኒሓ ተወሰኽቲ ስደተኛ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳን ጥልያንን ሓደስቲ ስደተኛታት ናብ ኩለን ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ክውዝዑ ዘኽእል ሓድሽ መደብ ይጽውዓ

ፕረዚደንት ፈረንሳ ኤማኑዌል ማክሮንን ቀዳማይ ሚኒስተር ጥልያን ጁሰፐ ኮንተን ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ነቶም ናብ ደቡባዊ ክፋል ኤውሮጵ ዝኣትዉ ስደተኛታት ክማቐለኦም ዘኽእል ሓድሽ ኣገባብ ከተኣታትዋ ጸዊዖም...
ዝያዳ ንምንባብ

“ሕሱም ትጽቢት” ናይቶም ኣብ ዝተዓግተት ናይ ድሕነት መርከብ ዝጸንሑ ስደተኛታት ፍታሕ ረኺቡ

መንግስቲ ማልታ እታ ኣብ ማእከላይ ሸነኽ ማእከላይ ባሕሪ 356 ስደተኛታት ሒዛ ናብ ገማግም ኤሮጳ ኸይትጽጋዕ ተኸልኪላ ዝጸንሐት ናይ ድሕነት መርከብ ኣብ ወደብ ሃገሩ ኸተዕርፍን ነቶም ስደተኛታት ኸተራግፍን ...
ዝያዳ ንምንባብ

ልዕሊ 500 ስደተኛታት ገና ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተዓጊቶም ኣለው

ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ካብ ሓደጋ ንዘድሓንኦም ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣሳፊረን ዝርከባ ክልተ ናይ ድሕነት መራኽብ ናብ ገማግም ኤውሮጳ ክጽገዓ ዛጊት ስለዘይተፈቕደን ኣብ ሰንፈላል ከምዝርከባ ተሓቢሩ። ብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ትካላት ሓካይም ብዘይዶብን ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲተራንየ-ን ስደተኛታት ንምድሓን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓዳስ መርከብ ኣውፊረን

ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፋ ትካላት ሓካይም ብዘይዶብን ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲተራንየ-ን ነቶም ኣብ ማያዊ ከባቢታት ሊብያ ኸምኡ’ውን ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒታት ዳግም ኽጅም...
ዝያዳ ንምንባብ

ህልቂት ልዕሊ 150 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ክሳዕ 150 ዝበጽሑ ስደተኛታት ደሃዮም ጠፊኡ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ። እቲ ሓደጋ ኣብ’ዚ ዓመት  ኣብ’ቲ ማያዊ መስመር ዛጊት ካብ ዘጋጠሙ ሓደጋ...
ዝያዳ ንምንባብ