ኢጣልያ ኣንጻር ዘይህጋዊ ስደት ኣብ ምቅላስ ዝሕግዛ መካይን ንቱኒዝያ ወፍያትላ

መንግስቲ ኢጣልያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ኣብ ምቅላስ ዝሕግዛ 50 ናይ በረኻ መካይን ንቱኒዝያ ወፍዩላ። እተን 50 መካይን ካብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ናብ ሃገራዊ ሓለዋ ቱኒዝያ ዝተወፈያ እየን። ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሰብመዚ ኢጣልያ 1,500 ስደተኛታት ዝቕመጡሉ መዕቀሊ ኣፍሪሶም

ኣብ ሓደ ኣዝዩ ዓቢ ግዝያዊ መዕቀሊ ኣብ ደቡብ ኢጣልያ ዝቕመጡ ዝነበሩ 1,500 ስደተኛታት ተኣልዮም። እቲ ኣብ ሳን ፈርዲናንዶ ዝተካየደ ምእላይ ኣብዚ እዋን ኣብ ስልጣን ዘሎ ሕሉፍ የማናዊ መንግስቲ ዝሓለፈ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣሽሓት ኢጣልያውያን ኣንጻር ዓሌትነት ይስለፉ

ብ2 መጋቢት 2019 ኣብ ሰሜን ኢጣልያዊት ከተማ ሚላኖ፡ 200,000 ሰባት ኣንጻር ዓሌትነት ንምእዳም ናብ ሰልፊ ወጺኦም። እቶም ተሰለፍቲ፡ ፍርሂ፡ ጽልእን ምክፍፋልን ከምዘስዕብ ብምግላጽ ኣንጻር ሕሉፍ የማ...
ዝያዳ ንምንባብ

ን19 መዓልታት ኣብ ባሕሪ ዝጸንሑ ስደተኛታት ናብ ወደብ ክኣትዉ ተፈቒዱሎም

ክልተ ናይ ጀርመን ህይወት ዘድሕና ማሕበራት ዝሓዝኦም 49 ስደተኛታት ናብ ወደብ ከይኣትዉ ኣብ ባሕሪ ን19 መዓልታት ተዓጊቶም ድሕሪ ምጽንሖም ብ9 ጥሪ ኣብ ማልታ ኸዕርፉ ተፈቒዱሎም። እቶም ካብ ትሽዓተ ሃገ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ንስደተኛታት ብዘይመጽለሊን ድሕነትን ዘትርፍ ሓድሽ ሕጊ ኣተኣታትያ

መንግስቲ ጥልያን ሓድሽ ናይ ስደተኛ ሕጊ ድሕሪ ምሕላፉ ፡ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ብዘይመጽለሊን ውሕስነትን ክተርፉ ጀሚሮም ከምዘለው ተገሊጹ። እቲ ብ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጥልያን ማትዮ ሳልቪኒ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ኣብ ምሕዋይ መሰረታውያን ጠንቅታት ዘይስሩዕ ስደት ኽትተሓጋገዝ ኬንያ ጸዊዓ

መንግስቲ ጥልያን ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደት ንምግታእ ኣብ ዝገብሮም ጻዕርታት ኣድህቦኡ ናብ’ቶም መሰረታውያን ጠንቅጥታት እቲ ክስተት ከዕዝዝ ኬንያ ጸዊዓ። እታ ሃገር ነዚ ዝጸውዐት ኣብቲ ብ 25 ጥቅምቲ ናይ’ዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ 2018 ሞት ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ልዕሊ 2,000 በጺሑ

ህይወት 17 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ብ 5 ሕዳር ኣብ ማእከላይ ባሕር ድሕሪ ምጥፋኡ፡ ዛጊት ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ኣብ’ቲ ማያዊ ኣካል ናይ ዝጥፍአ ህይወት ስደተኛታት ልዕሊ 2,000 ክበጽሕ ምኽኣሉ ላዕለዋይ ወኪ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ዘድሓነቶም ስደተኛትታ ናብ ሊብያ ኽትመልሶም ከምእትኽእል ተፈራርሕ

ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ እንተዘይተቐቢለንኦም፡ ኢጣልያ ዘድሓነቶም 180 ስደተኛታት ናብ ሊብያ ኽትመልሶም ምዃና ኣፈራሪሓ። ምስ ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ስርሒት ምድሓን ህይወት ፍሮንቴክስ እትሰርሕ መርከብ ሓለዋ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ተወሰኽቲ ናይ ሓለዋ ጀላቡ ንሊብያ ተበርክት

ጃልባ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ኮለላ። ስእሊ፡ ማትያስ ሞንሮይ/ ሰኲርቲ ኣርኪተክቸርስ ኤንድ ፖሊስ ኮላቦሬሽንስ ኢን ዘ ኢ.ዩ./ ጥልያን ቊመና ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ንምሕያልን ካብ ገማግም እታ ኣፍሪቃዊት ሃገር...
ዝያዳ ንምንባብ