ሞት ስደተኛታት ኣብ መስመር ሞሮኮ-ስጳኛ ይውስኽ

ሃገራት ደቡብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዶባት ባሕሪ ዘለወን ኣተሓሕዛ ኣብ ዘትርራሉ ዘለዋ እዋን፡ ስደተኛታት ዝኸፍአ ሓደጋ ዘለዎ መስመራት ክመርጹ ይግደዱ ኣለዉ። ብሕብረት ኤውሮጳን ኣባል ሃገራትን ዝግበር ዋሕዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ቬና ካብ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ውዕል ስደት ተንሳሕብ

ኦስትርያ ነቲ ኣህጉራዊ ምሕደራ ዋሕዚ ስደትን ስደተኛታትን ክውን ንምግባር ዓሊሙ ተነዲፉ ዘሎ ውዕል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ምኽታም ክትቁጠብ ምዃና ሓቢራ። መንግስቲ እታ ሃገር ፡ እቲ ውዕል ዓለማዊ ዋሕዚ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓደ ስልሲት ካብ ጠቕላላ ብዝሒ ግዳያት ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቅ-ሰብ ቆልዑ እዮም

ትሕቲ ዕድመ ስደተኛ ኣብ ሞንጎ ማእከላይ ባሕሪ ንዝሰግሩ ዘሳፈረት ንእሽቶ ጃልባ። ስእሊ፥ ጊዲዮን ኢማዴኖ/ሪፖርተር ዩኒሴፍ(UNICEF) ምስ ትካል ጉጅለ ምውህሃድ ቃልሲ ኣንጻር ንግዲ ደቅ-ሰብ (ICAT) ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ተወሰኽቲ ናይ ሓለዋ ጀላቡ ንሊብያ ተበርክት

ጃልባ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ኮለላ። ስእሊ፡ ማትያስ ሞንሮይ/ ሰኲርቲ ኣርኪተክቸርስ ኤንድ ፖሊስ ኮላቦሬሽንስ ኢን ዘ ኢ.ዩ./ ጥልያን ቊመና ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ንምሕያልን ካብ ገማግም እታ ኣፍሪቃዊት ሃገር...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ኣብ ኣተሓሕዛ ምድሓን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ዘለዋ ኣተሓሕዛ ተትርር

ኢጣልያ፡ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ክቕበላ መብጽዓ ኽኣትዋ ትደሊ ኣላ። ሳልቪኒ ዝመርሖ ሓድሽ የማናዊ መንግስቲ እታ ሃገር ድሮ ወደባት እታ ሃገር ስደተኛታት ንዘድሕና መራኽብ ዓ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ክልተ ሰሙን ድሕሪ ምጽባዮም ቱኒዝያ ኣብ ሃገራ ኸዕርፉ ኣፍቂዳ

ብ28 ሓምለ ዝተፈነወ ጸብጻባት፡ ኣብ ባሕሪ ንኽልተ ሰሙን ክጽበዩ ዝጸንሑ ሓንቲ ንግዳዊት መርከብ ዘድሓነቶም ስደተኛታት ቱኒዝያ ኽትቅበሎም ፍቓደኛ ከምዝዀነት ኣረዲኡ። ቱኒዝያ ንሰብኣዊ መኽንያታት ክትብል ነ...
ዝያዳ ንምንባብ

ስጳኛ ቀንዲ መዓልቦ ስደተኛታት ኣብ እትዀነሉ ዘላ ግዜ ኣማኢት ስደተኛታት ድሒኖም

ሓለዋ ባሕሪ ስጳኛ ብ14ን 15ን ሓምለ ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ስጳኛ ክሰግሩ ዝፍትኑ ዝነበሩ እንተወሓዱ 479 ሰባት ኣድሒኑ። እቶም ዝደሓኑ 100 ቘልዑ ዝርከብዎም ጉጅለ ስደተኛታት ብመርከብ በርጌስ ዘብዐኛ...
ዝያዳ ንምንባብ

መስመራት ማእከላይ ባሕሪ ንምዕጻው ዝቐረበ እማመ

ፕረሲደንት ሕብረት ኤውሮጳ ኣንቶንዮ ታጃኒ፡ መስመር ማእከላይ ባሕሪ ንምዕጻው 6 ቢልዮን ኤውሮ ዘውጽእ ኤውሮጳዊ-ሊብያዊ ውጥን ምዕባለ ንእማመ ኣቕሪቡ። ቨልት ኣብ ዝተባህለት ጀርመናዊት ጋዜጣ ኣብ ዝጸሓፎ ር...
ዝያዳ ንምንባብ