ህልቂት ልዕሊ 150 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ክሳዕ 150 ዝበጽሑ ስደተኛታት ደሃዮም ጠፊኡ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ። እቲ ሓደጋ ኣብ’ዚ ዓመት  ኣብ’ቲ ማያዊ መስመር ዛጊት ካብ ዘጋጠሙ ሓደጋ...
ዝያዳ ንምንባብ

ትካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ስርሒታት ምድሓን ህይወት ኣብ ማእከለይ ባሕሪ ዳግማይ ክጅምር ይጽዉዓ

መንግስታት ሃገራት ኤውሮጳ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ንምድሓን ዝካየዱ ስርሒታት ዳግማይ ክጅምርዎን ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ንዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት ኽተሓጋገዙን ከምዝግባእ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ኣብ ዝቕንሰሉ ዘሎ ስርሒት ምድሓን ሰብ ሕብረት ኤውሮጳ የቋርጽ

ቁጽሪ ብመስመር ማእከላይ ሸነኽ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ዝበጽሑ ስደተኛትታ ካብቲ 2015 ንንጀው ናብ ዝተሓተ ኣብ ዝወርደሉ ዘሎ ግዜ፡ ብስርሒት ሶፊያ ዝካየድ ዝነበረ ወፍሪ ምድሓን ህይወት ሕብረት ኤውሮ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዓሰርተታት ስደተኛታት ዘድሓነት መርከብ ኣብ ባሕሪ ተዓጊታ

ሓንቲ 64 ስደተኛታት ዘድሓነት ናይ ጀርመን ናይ ግብረሰናይ መርከብ ምድሓን ሰብ ኢጣልያን መልጣን ኣብ ወደባተን ከይተዕርፍ ከልኪለንኣ ኣለዋ። እቶም ስደተኛታት ኤውሮጳ ንምብጻሕ ኣብ ሓንቲ ዝተጨቓጨቐት ጃልባ...
ዝያዳ ንምንባብ

ስደተኛታት ነታ ዘድሓነቶም መርከብ ብምጭዋይ ተኸሲሶም

ሰለስተ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ኤውሮጳ ኽኣትዉ ዝፈተኑ ስደተኛታት ንሓንቲ ናይ ቱርኪ መርከብ ብምጭዋይ ተኸሲሶም ኣለዉ። ኣባላት እታ መርከብ ልዕሊ 100 ሰብኡት፡ ኣንስትን ህጻናትን ቈልዑን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ገማግም ጂቡቲ ጃላቡ ብምጥሓለን ዓሰርተታት ይሞቱ

ኣብ መጻብቦ ባብ ኢል መንደብ ክልተ ጃላቡ ብምጥሓለን እንተወሓዱ 58 ሰባት ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ብ1 ለካቲት ሓቢሩ። እቲ ሓደጋ ኣብ ጥቓ እታ ጎዶርያ ዝተባህለት፡ ኣብቲ ኦቦክ ተባሂሉ ዝጽዋዕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ህይወት 170 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጠፊኡ

ክሳዕ 170 ከምዝበጽሑ ዝተገመቱ ስደተኛታት ኣብ ክልተ ካብ ሞሮኮን ሊብያን ተበጊሰን ናብ ስጳኛ ዝጕዓዛ ዝነበራ ናይ ፕላስቲክ ጃላቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ብ19 ጥሪ ኸምዝጠፍኡ ትካላት ምድሓን ህይወት ሓቢረን። ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ን19 መዓልታት ኣብ ባሕሪ ዝጸንሑ ስደተኛታት ናብ ወደብ ክኣትዉ ተፈቒዱሎም

ክልተ ናይ ጀርመን ህይወት ዘድሕና ማሕበራት ዝሓዝኦም 49 ስደተኛታት ናብ ወደብ ከይኣትዉ ኣብ ባሕሪ ን19 መዓልታት ተዓጊቶም ድሕሪ ምጽንሖም ብ9 ጥሪ ኣብ ማልታ ኸዕርፉ ተፈቒዱሎም። እቶም ካብ ትሽዓተ ሃገ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣብ 2018 ዝዓገቶም ስደተኛታት 15,000 ከምዝበጽሑ ኣፍሊጡ

ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣብ 2018 ልዕሊ 15,000 ስደተኛታት ከምዘድሓነን ናብ ሊብያ ኸምዝመለሶምን ብ20 ታሕሳስ ብመገዲ ኣፈኛኡ ኣፍሊጡ። እቶም ዝበዝሑ ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣብ 2018 ዘድሓኖም ዜጋታት ሱዳን...
ዝያዳ ንምንባብ