ገማግም ማእከላይ ባሕሪ ንምብጻሕ ኣብ ዝካየድ ጉዕዞ ሳሃራ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወት ስደተኛታት ካብቲ ነቲ ማያዊ መስመር ሰጊርካ ንኤውሮጳ ንምብጻሕ ኣብ ዝካየድ ጉዕዞ ባሕሪ ዝጠፍእ ህይወት ብዕጽፊ ዝልዕል ምዃኑ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝካየድ ስርሒት ምድሓን ህይወት ስደተኛታት ክሕይል ንዝጽውዕ ንድፊ ብፓርላማ እቲ ሕብረት ከምእተነጽገ ተገሊጹ። እቲ ንድፊ ብ290 ወናብር’ቲ ፓርላማ ተቛውሞ ስለ...
ዝያዳ ንምንባብ
ማእከላይ ባሕሪ ንብ ዝዳወባ ሃገራት ኤውሮጳ ዘብል ዘሎ ብዝሒ ሓደስቲ ስደተኛታት ብዝለዓለ ናህሪ ይዛይድ ብምህላዉ፡ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ምቛም ሓባራዊ ፖሊሲ ዑቕባ ብሓንሳብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ካብ 1 ጥሪ ክሳዕ 3 ጥቅምቲ ናይ 2019፡ ብውሕዱ ህይወት 1,041 ስደተኛታት ኣብ ቀንዲ ሰለስተ መስመራት ማእከላይ ባሕሪ ጠፊኡ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት 4 ጥቅምቲ ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ኣረዲ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ጥልያን ኣብ ማያዊ ከባቢታት ደሴት ላምፒዱዛ ብ 6 ጥቅምቲ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ሬሳታት ናይ 13 ደቀንስትዮ ስደተኛታት ከምዝኣከበ ተሓቢሩ። እታ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሳ ጸኒሓ ተወሰኽቲ ስደተኛ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ብ 29 መስከረም ብመንገዲ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ከብሉ ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ባሕሪ ዝተዓግቱ 71 ስደተኛታት ብምድሓን ናብ ሊብያ መሊስዎም። ብመሰረት መግለጺ ሰብ መዚ ሓለዋ ባሕ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ማልታ እታ ኣብ ማእከላይ ሸነኽ ማእከላይ ባሕሪ 356 ስደተኛታት ሒዛ ናብ ገማግም ኤሮጳ ኸይትጽጋዕ ተኸልኪላ ዝጸንሐት ናይ ድሕነት መርከብ ኣብ ወደብ ሃገሩ ኸተዕርፍን ነቶም ስደተኛታት ኸተራግፍን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ካብ ሓደጋ ንዘድሓንኦም ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣሳፊረን ዝርከባ ክልተ ናይ ድሕነት መራኽብ ናብ ገማግም ኤውሮጳ ክጽገዓ ዛጊት ስለዘይተፈቕደን ኣብ ሰንፈላል ከምዝርከባ ተሓቢሩ። ብ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፋ ትካላት ሓካይም ብዘይዶብን ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲተራንየ-ን ነቶም ኣብ ማያዊ ከባቢታት ሊብያ ኸምኡ’ውን ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒታት ዳግም ኽጅም...
ዝያዳ ንምንባብ