ልዕሊ 10,000 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ

ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ 11 መስከረም ካብ ዝኽፈት ዛጊት ልዕሊ 10,000 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም ዑቕባ ከምዝሓተቱ ላዕለዋይ ወኪል ንጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ምኽፋት ...
ዝያዳ ንምንባብ

ናብ ታንዛንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ብምእታዎም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ናብ ደቡብ–ኣፍሪቃ ንምብጻሕ ናብ ታንዛንያ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ብምእታዎም ተቐይዶም ዝጸንሑ 67 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመስርሕ ወለንታዊ ምምላስ ናብ ሃ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓይሊ ባሕሪ ሞሮኮ ኣብ ልዕሊ ናይ ስደተኛታት ጃልባ ተዂሲ ብምኽፋቶም ሓደ ትሕቲ ዕድመ ይቖስል

ሓይሊ ባሕሪ ሞሮኮ፡ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣሳፊራ ብሰሜናዊ ክፋል ኣትላንቲካዊ ውቅያን ናብ ስጳኛ እተምርሕ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ጃልባ ብዝኸፈቶ ተዂሲ ወዲ 16 ዓመት ስደተኛ ኣካላዊ መቚሰልቲ ከምዝወረዶ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዝገዘፈ ጉጅለ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ሊብያ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

ኣብ ሊብያ ስለዝተዓግቱ ብወለንታኦም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝመረጹ 76 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመንገዲ መስርሕ ወለንታዊ ምምላስ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ክግዕዙ ተገይሩ። እቲ ኣሃዝ ቅድሚ...
ዝያዳ ንምንባብ

መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ምስ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ብጉዳይ ስደት ክወዓዓሉ ይደልዩ

መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጵእዊ ሕብረት ምስ ከም ግብጺ፡ ቱኒዝያ፡ሞሪኮን ሊብያን ዝኣመሰላ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ስደት ክዘራረቡ ድልዋት ምህላዎም ገሊጾም። እዚ ዝተገልጸ እቶም መራሕቲ ኣብ ኦስ...
ዝያዳ ንምንባብ

ልዕሊ 400 ዘይሕጋውያ ስደተኛታት ኣብ ኣጻምዕ ሳሃራ ድሒኖም

ብእግሪ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ልዕሊ 400 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ዶባት ኒጀርን ኣልጀርያን ብሓንቲ ኣብ ኮለላን ምድሓን ሂወትን እትነጥፍ ኣሃዱኡ ከምዝተረኽቡ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ሓቢሩ።...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ 2018 ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ከባቢ 10,000 ዘይሕጋውያ ስደተኛታት ካብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ናብ ሊብያ መሊሱ

ኣብ 2018፡ ኣሃዱታት ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩን ክሰግሩ ኣብ ሓደጋ ዝወደቑን ከባቢ 10,000 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ናብ ሊብያ ከምዝመለሰ ተሓቢሩ። እቲ ኣሃዝ፡ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ጉዕዞ ዝተዓግቱ 63 ኢትዮጵያውን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣብ ሶማሊላንድ ካብ ፈለማ ወርሒ ሓምለ ናይ’ዚ ዓመት ተዓጊቶም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመንገዲ ወለንታዊ መስርሕ ምምላስ ስደተኛታት ናይ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ማለት (IOM) ናብ ሃገሮም ተመ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘይሕጋዊ ዋሕዚ ስደትን ሽበራን ንምቅላስ ሓባራዊ ናይ ዶብ ሓይሊ ከቊማ

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዳውበን መስመራት ንዝረኣዩ ንጥፈታት ግብረ-ሽበራን ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቅ-ሰብ ንምቅላስ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ከቚማ ተሰማሚዐን ። ብተወሳኺ፡ እተን ክልተ ሃገራት ኣብ ...
ዝያዳ ንምንባብ