ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣንጻር ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ዝወርድ ዓመጽ ይሓብሩ

በቲ ኣብ ሊብያ ኣብ ልዕሊ ዝተዓግቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ መጠን ዘይብሉ ግፍዒ ዝተቘጥዑ ወከልቲ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ኣባላትን ኣፈኛታትን ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢትዮጵያ፥ ድሕነት ናይ ስራሕ ስደተኛታት ንምውሓስ ሓድሽ መደብ ስርዓተ ምሕደራ ተውፍር

ወጻኢ ሃገር ብምኻድ ክሰርሑ ዝምድቡ ኢትዮጵያውያን፡ መንግስቶም ሰሪዑዎ ኣብ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ተሰዲዶም ንዝሰርሑ ዜጋታት ኩነታቶምን ምንቅስቓሳቶምን ዝከታተል ስርዓተ ምሕደራ ሓበሬታ ተጠቀምቲ ንምዃን ክምዝገቡ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሱዳን፥ ቃልሲ ኣንጻር ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደት ተሐይል

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ብ 10 ታሕሳስ 2018 ብዘይስሩዕ ኣገባብ ናብ ሊብያ ክስግሩ ተቐሪቦም ዝነበሩ 57 ስደተኛታትን ኣርባዕተ ኣሰጋገርቲን ከምዝቐየዱ ተገሊጹ። እቲ ፍጻሜ መቐጸልታ ናይ’ቲ እታ ሃገር ኣብ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ስደተኛታት ኣብ’ታ ብኲናት ተሓሚሳ ዘላ የመን ይዕገቱ

ሰብኣዊ ኩነታት ኣብ የመን ብሰንኪ’ቲ ኣብ’ታ ሃገር ሰሪቱ ዘሎ ጸጥታዊ ቅልውላው ብኢሱ እንዳሃለወ፡ ናብ’ታ ሃገር ናይ ዝኣትዉ ዘለው ስደተኛታት ቊጽሪ ብናህሪ ይዛይድ ምህላዉ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ማለት...
ዝያዳ ንምንባብ

ሞት ስደተኛታት ኣብ መስመር ሞሮኮ-ስጳኛ ይውስኽ

ሃገራት ደቡብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዶባት ባሕሪ ዘለወን ኣተሓሕዛ ኣብ ዘትርራሉ ዘለዋ እዋን፡ ስደተኛታት ዝኸፍአ ሓደጋ ዘለዎ መስመራት ክመርጹ ይግደዱ ኣለዉ። ብሕብረት ኤውሮጳን ኣባል ሃገራትን ዝግበር ዋሕዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣህጉራዊ ውዕል ስደት ብ 164 ኣባላት ሃገራት ውድብ ሕቡራት ተቐባልነት ይረክብ

ነቲ  መሰል ስደተኛታት ንምውሓስን ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደት ንግታእን ዕላማ ገይሩ ዝተነድፈ ሰነድ ኣህጉራዊ ውዕል ስደት ውድብ ሕቡራት ሃገራት : 164 ካብ  193 ኣባላት ሃገራት ጥራይ ከምዝኸተማሉ ተገሊጹ። ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣፍሪቃዊ ሕብረት ዕድላት ስሩዕ ስደት ኣብ ምውሓስ ይጽዕት

ኣፍሪቃዊ ሕብረት ምስ ኤውሮጳዊ ሕብረት እንዳተሓጋገዘ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ካብ ምእታው ክቑጠቡ ኣብ ዘኽእሉ ጽምዶታት ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ተሓጋጋዚት ወ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሶማላዊ ስደተኛ ኣብ መዳጐኒ ሊብያ ነብሱ ኣጥፊኡ

ወዲ 28 ዓመት ሶማላዊ ስደተኛ ኣብቲ ኣብ ትሪፖሊ ኣብ ዝርከብ ጣርቕ ኣ-ሲካ ዝተባህለ መዳጐኒ ማእከል ህይወቱ ኸምዘሕለፈ፡ ንመተኣስርቱ ብምጥቃስ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ሓቢሩ። ብመሰረት ጸብጻብ ኣልጀዚራ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣባላት ጸጥታ ሞሮኮ ኣብ ልዕሊ ደቅ-ንስትዮ ስደተኛታት ዝተፈላለዩ በደላት ይፍጽሙ

ኣብ ሞሮኮ ዝርከቡ ዜጋታት ሃገራት ሳሕለ–ሳሃራ ዝኾኑ ስደተኛታት ብፍላይ ድማ ደቅ–ንስትዮ ብኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ምክልኻልን እታ ሃገር ጾታውን ኣካላውን ዓመጻት ዝርከብዎም ዝተፈላለዩ ...
ዝያዳ ንምንባብ