ብ 18 ሕዳር፡ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ሱዳን ብኣሰጋገርቲ ኣብ ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ 84 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሓራ ከምዘውጽኡ ተሓቢሩ። መንግስታዊ ማዕከን ዜና ‘ሱና’ ከምዝሓበሮ፡ እቶም ስደተኛታት...
ዝያዳ ንምንባብ
ልዕሊ 50 ሚእታዊት ናይቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥም ጾታዊ ግፍዒ፡ ኣካላዊ ግፍዒ፡ ምምንዛዕን ጭውያን ኣስገርቲ ኸምዝፍጽምዎ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ምስ ስደተኛታትን ተጓዓዝትን ኣብ ዝተኻየደ ል...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ምስ ወደቚ ብሓንቲ ናይ ጽዕነት መርከብ ድሒኖም ናብ ወደባዊት ከተማ ምስራዓ ናይ ሊብያ ድሕሪ ምምላሶም ካብ’ታ መርከብ ምውራድ ሓንጊዶም ዝጸንሑ ልዕሊ 70 ስደተኛታት ብሓይሊ ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ጥልያን ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደት ንምግታእ ኣብ ዝገብሮም ጻዕርታት ኣድህቦኡ ናብ’ቶም መሰረታውያን ጠንቅጥታት እቲ ክስተት ከዕዝዝ ኬንያ ጸዊዓ። እታ ሃገር ነዚ ዝጸውዐት ኣብቲ ብ 25 ጥቅምቲ ናይ’ዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ህይወት 17 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ብ 5 ሕዳር ኣብ ማእከላይ ባሕር ድሕሪ ምጥፋኡ፡ ዛጊት ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ኣብ’ቲ ማያዊ ኣካል ናይ ዝጥፍአ ህይወት ስደተኛታት ልዕሊ 2,000 ክበጽሕ ምኽኣሉ ላዕለዋይ ወኪ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት (ኣይ.ኦ.ኤም) ኢትዮጵያውያን መንእሰያት ኽስደዱ ዝደፍኡ ጠንቅታት ንምጉዳልን ተመላሶ ስደተኛታት ምስ ማሕበርሰቦም ክጽንበሩ ዘጸግሙ መሰናኽላት ንምዝላቕን ዝዕላምኦም ክልተ መደባት ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኦስትርያ ነቲ ኣህጉራዊ ምሕደራ ዋሕዚ ስደትን ስደተኛታትን ክውን ንምግባር ዓሊሙ ተነዲፉ ዘሎ ውዕል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ምኽታም ክትቁጠብ ምዃና ሓቢራ። መንግስቲ እታ ሃገር ፡ እቲ ውዕል ዓለማዊ ዋሕዚ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ምስ ኣብ ከባቢኦም ዘለው ማሕበረ–ሰባት ተጸንቢሮም ክነባበሩ ዘኽእል ናይ 4 ዓመት መደብ መዊሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሞያዊ ስልጠናን ዕድላት ስራ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሰብ-መዚ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ማያዊ ግዝኣት ሃገሮም ከባቢ 100 ስደተኛታት ኣሳፊራ ኣብ ሓደጋ ካብ ዝወደቐት መርከብ ንዝመጾም ናይ ሓገዝ ጻውዒት ነዊሕ ሰዓታት ከምዝጓነይዎ፡ ማዕከን ዜና ኤሮ-ኒውስ ሓቢሩ...
ዝያዳ ንምንባብ