ኣብ 2018 ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ከባቢ 10,000 ዘይሕጋውያ ስደተኛታት ካብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ናብ ሊብያ መሊሱ

ኣብ 2018፡ ኣሃዱታት ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩን ክሰግሩ ኣብ ሓደጋ ዝወደቑን ከባቢ 10,000 ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ናብ ሊብያ ከምዝመለሰ ተሓቢሩ። እቲ ኣሃዝ፡ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ዘድሓነቶም ስደተኛትታ ናብ ሊብያ ኽትመልሶም ከምእትኽእል ተፈራርሕ

ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ እንተዘይተቐቢለንኦም፡ ኢጣልያ ዘድሓነቶም 180 ስደተኛታት ናብ ሊብያ ኽትመልሶም ምዃና ኣፈራሪሓ። ምስ ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ስርሒት ምድሓን ህይወት ፍሮንቴክስ እትሰርሕ መርከብ ሓለዋ...
ዝያዳ ንምንባብ

ቀሚ ቸክ ስደተኛታት ንምዕጋት ኤውሮጳዊ ኣጠቓላሊ መደብ ስራሕ ክስራዕ ይጽውዕ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሪፓብሊክ ቸኽ ኣንድረ ባቢሽ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ንምዕጋት ኤውሮጳዊ ኣጠቓላሊ መደብ ስራሕተግባራዊ ክኽውን ጸዊዑ። ዘይሕጋዊ ዋሕዚ ስደት ኣብ ምግታእ ተግባራዊ ፍታሕ ክሳዕ ዘይተኻወነ ሃገ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓደ ስልሲት ካብ ጠቕላላ ብዝሒ ግዳያት ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቅ-ሰብ ቆልዑ እዮም

ትሕቲ ዕድመ ስደተኛ ኣብ ሞንጎ ማእከላይ ባሕሪ ንዝሰግሩ ዘሳፈረት ንእሽቶ ጃልባ። ስእሊ፥ ጊዲዮን ኢማዴኖ/ሪፖርተር ዩኒሴፍ(UNICEF) ምስ ትካል ጉጅለ ምውህሃድ ቃልሲ ኣንጻር ንግዲ ደቅ-ሰብ (ICAT) ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዓባይ-ብሪጣንያን ኣብ ምዕባይ ዕድላት ስራሕን ምህዳስ ስርዓተ-ግብርን ኢትዮጵያ ዝወፍር 115 ሚልዮን ፓውንድ ስተርሊን ብሓገዝ ትህብ

ሚኒስተር ፋይናንስን ቊጠባዊ ምትሕግጋዝን ኢትዮጵያ ኣቶ ኣብራሃም ተኸስተን ጸሓፊት ኣህጉራዊ ልምዓት ዓባይ ብሪጣንያ ፔኒ ሞርዶትን ነቲ ናይ ሓገዝ ስምምዕ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ እንዳኸተሙ። ስእሊ፡ መስፍን ሰሎሙን...
ዝያዳ ንምንባብ

መስመር ጥልያን-ፈረንሳ፥ ቆልዑ ስደተኛታት ኣብ ምንዝርና ክዋፈሩ ይግደዱ

ትሕቲ ዕድመ ስደተኛታት ኣብ መሰጋገሪ መስመራት ጥልያን-ፈረንሳ ኣብ ንግዲ ጾታ ክዋፈሩ ይግደዱ፡ ሰይቭ-ዘ-ችልድረን። ስእሊ፡ ጆናታን ያምስ / ሰይቭ-ዘ-ችልድረን/ ምስ ፈረንሳ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዓዲ-ጥል...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ተወሰኽቲ ናይ ሓለዋ ጀላቡ ንሊብያ ተበርክት

ጃልባ ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ኣብ ኮለላ። ስእሊ፡ ማትያስ ሞንሮይ/ ሰኲርቲ ኣርኪተክቸርስ ኤንድ ፖሊስ ኮላቦሬሽንስ ኢን ዘ ኢ.ዩ./ ጥልያን ቊመና ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ንምሕያልን ካብ ገማግም እታ ኣፍሪቃዊት ሃገር...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ኣብ ኣተሓሕዛ ምድሓን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ዘለዋ ኣተሓሕዛ ተትርር

ኢጣልያ፡ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ክቕበላ መብጽዓ ኽኣትዋ ትደሊ ኣላ። ሳልቪኒ ዝመርሖ ሓድሽ የማናዊ መንግስቲ እታ ሃገር ድሮ ወደባት እታ ሃገር ስደተኛታት ንዘድሕና መራኽብ ዓ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን 1 ቢልዮን ኤሮ ኣብ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ኸተውፍር’ያ

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጥልያን ማቲዮ ሳልቪኒ። ስእሊ/ቫይስ ኒውስ/ ጥልያን ናይ ሓደ ቢልዮን ኤሮ “ልምዓታዊ ሓገዝ” ኣብ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ኸተውፍር ምዃና፡ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ማትዮ ...
ዝያዳ ንምንባብ