ኣብ መጻብቦ ባብ ኢል መንደብ ክልተ ጃላቡ ብምጥሓለን እንተወሓዱ 58 ሰባት ከምዝሞቱ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ብ1 ለካቲት ሓቢሩ። እቲ ሓደጋ ኣብ ጥቓ እታ ጎዶርያ ዝተባህለት፡ ኣብቲ ኦቦክ ተባሂሉ ዝጽዋዕ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፈረንሳን እንግሊዝንኣብ መወዳእታ 2018 ምስ ዝተራእየ ምውሳኽ ዋሕዚ ንመትረብ እንግሊዝ ብጃላቡ ኽሰግሩ ዝፍትኑ ስደተኛታት ናይ ምክትታል ዶባት ስርሒታተን የስፍሓ ኣለዋ። ከም መልሲ ነዚ ልዑል ናህሪ ዋሕዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ክሳዕ 170 ከምዝበጽሑ ዝተገመቱ ስደተኛታት ኣብ ክልተ ካብ ሞሮኮን ሊብያን ተበጊሰን ናብ ስጳኛ ዝጕዓዛ ዝነበራ ናይ ፕላስቲክ ጃላቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ብ19 ጥሪ ኸምዝጠፍኡ ትካላት ምድሓን ህይወት ሓቢረን። ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሰብ መዚ እንግሊዝ ካብ ፈረንሳ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ብሪጣንያ ዝበጽሑ ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ምምላስ ጀሚሮም። ናይ ፈለማ ተመለስቲ፡ ዝሓለፈ ዓመት ብንእሽቶ ጃልባ ብሪጣንያ ዝበጽሑ ስደተኛታት ብ24 ጥሪ 201...
ዝያዳ ንምንባብ
ፈረንሳ ንሓተቲ ዑቕባ ናይ ይግባይ መጋባእያ ከምዘይትኸውን ሓድሽ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ክሪስቶፊ ካስታነር ገሊጹ። እቲ ሓድሽ ሚኒስተር ምስ ሰሙናዊት ጋዜጣ le Journal du Dimanche...
ዝያዳ ንምንባብ
ሞሮኮ 89,000 ዝበጽሑ ሰባት ብዘይስሩዕ ኣገባብ ናብ ኤውሮጳ ኻብ ምብጻሕ ከምዝኸልከለት ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ብ17 ጥሪ ኣፍሊጡ። ሞሮኮ ንስደተኛታት ቀንዲ ናብ ኤውሮጳ እተትሓላልፍ መገዲ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ኣብ 2018 ናብ ሃብታማትን ውሑሳትን ሃገራት ክበጽሑ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ዀይኑ ይረኽብዎ ኣለዉ። ነቶም ካብ እስያ፡ ኣፍሪቃን ላቲን ኣመሪካን ናብ ኤውሮጳ፡ ሰሜን ኣመሪካን ኣውስትራልያ...
ዝያዳ ንምንባብ
ክልተ ናይ ጀርመን ህይወት ዘድሕና ማሕበራት ዝሓዝኦም 49 ስደተኛታት ናብ ወደብ ከይኣትዉ ኣብ ባሕሪ ን19 መዓልታት ተዓጊቶም ድሕሪ ምጽንሖም ብ9 ጥሪ ኣብ ማልታ ኸዕርፉ ተፈቒዱሎም። እቶም ካብ ትሽዓተ ሃገ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣብ 2018 ልዕሊ 15,000 ስደተኛታት ከምዘድሓነን ናብ ሊብያ ኸምዝመለሶምን ብ20 ታሕሳስ ብመገዲ ኣፈኛኡ ኣፍሊጡ። እቶም ዝበዝሑ ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ኣብ 2018 ዘድሓኖም ዜጋታት ሱዳን...
ዝያዳ ንምንባብ