ኣሽሓት ኢጣልያውያን ኣንጻር ዓሌትነት ይስለፉ

ብ2 መጋቢት 2019 ኣብ ሰሜን ኢጣልያዊት ከተማ ሚላኖ፡ 200,000 ሰባት ኣንጻር ዓሌትነት ንምእዳም ናብ ሰልፊ ወጺኦም። እቶም ተሰለፍቲ፡ ፍርሂ፡ ጽልእን ምክፍፋልን ከምዘስዕብ ብምግላጽ ኣንጻር ሕሉፍ የማ...
ዝያዳ ንምንባብ

ድሕሪ ዘይዕውት ፈተነ ጉዕዞ ስደት ናብ ሃገሮም ዝምለሱ ስደተኛታት ገና ብኣሰጋገርቶም ገንዘብ ይዕደዩ

ኩርዳዊ ዒራቓዊ ኣቶ ኣሕመድ ጎራን ነቶም ዝፈትዎም ክልተ ደቊን በዓልቲ ቤቱን ኣብ ዒራቕ ገዲፉ ዝሓሸ ህይወት ኸናዲ ናብ ጀርመን ዝተሰደ ወላዲ’ዩ። ድሌቱ ኸስምር ብተደጋጋሚ ዝወሰዶም ፈተነታት ስለዘይተዓወቱ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ውዕል መሰል ህጻናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ካሌ ናይ ፈረንሳ ዕለታዊ ይጠሓስ

ሲዲቕ (ሓቀኛ ስሙ ኣይኮነን) ወዲ 14 ዓመት ኣፍጋናዊ ኮይኑ ኣብ’ቲ ኣብ ካሌ ናይ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ ዝርከብ ጫካ ተሓቢኡ ብዘይ ዝኾነ ኣላዪ ዝነብር ዘሎ ትሕቲ ዕድመ ስደተኛ’ዩ። ምስ ከምኡ ዝኣመሰሉ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ተደጋጋሚ ፈተነ ስልኳ ኢራናዊት ስድራቤት ኣብ መትረብ እንግሊዝ

ኣሕማድ ዓሊ ኢራናዊ ኮይኑ፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ካሌ ዝርከቡ ምስ ስድራቤቱ ብምዃን ንመትረብ እንግሊዝ ብምስጋር ናብ ብሪጣንያ ክኣቱ ተደጋጋሚ ፈተነ ገይሩ ዘይሰለጦ ስደተኛ’ዩ። ኣቶ ኣሕመድ ዓሊ ንማዕከን ዜና ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዓሰርተ ስደተኛታት ኣብ ጥቓ ገማግም ብሪጣንያ ተታሒዞም

ሓለዋ ባሕሪ ብሪጣንያ ብ14 ለካቲት ኣብ ክልተ ጃላቡ ዝተጻዕኑ ዓሰርተ ስደተኛታት ኣብ መትረብ እንግሊዝ ሒዙ። ብመሰረት እቲ ስደተኛታት ኣብታ ፈለማ ዝረገጽዋ ኤውሮጳዊት ሃገር ዑቕባ ኽሓቱ ዝግድድ ሕጋገ ዳብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጀርመን ኣብ 2018 ዝወሓደ ሕቶታት ዑቕባ ተቐቢላ

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጀርመን ሆርስት ዘይሆፈር፡ ኣብ 2018 ኣብ ጀርመን ዝቐረበ ሕቶታት ዑቕባ ብርኡይ ምቕናሱ ንኻልኣይ ዓመት ዝቐጸለ ምንባሩ ገሊጹ። “ንዋሕዚ ስደተኛታት ተቛጻጺርናዮ ኢና፡ ስርዓትን ን...
ዝያዳ ንምንባብ

ሓደ ስደተኛ ኣብ ኣኽራን ኣልፕ ብዛሕሊ ሞይቱ

ኣብ ጐድኒ ጽርግያ ሃለዋቱ ኣጥፊኡ ዝተረኽበ ስደተኛ ብሰንኪ ብርቱዕ ዛሕልን ወቕዒ ልብን ከምዝሞተ `ዘ ሎካል ሓቢራ። እቲ ስደተኛ ካብ ኢጣልያ ተበጊሱ ንኣኽራን ኣልፕ ኽሰግር ክፍትን ከሎ ኣብ ጥቓ እቲ ኦትዛ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሃንጋሪ ዝውለዱ ንምብዛሕን ዝመጹ ስደተኛታት ንምዕጋትን ዝዓለመ ወፍሪ

ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ነቲ ዝውሕድ ዘሎ ቑጽሪ ህዝበን ዘስዓቦ ዋሕዲ ሰራሕተኛታት ንምትካእ ክኢላታት ስደተኛታት ኣብ ዘእትዋሉ ዘለዋ ግዜ፡ ሃንጋሪ ናብ ካልእ ኣንፈት ትጕዓዝ ኣላ። ኣርባዕተ ቘልዑን ልዕሊ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፖሊስ ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ዘይሕጋዊ መዓስከራት ጸሪጎም

ፖሊስ ፈረንሳ ኣብ መወዳእታ 10 መዓልታት ጥሪ ኣብ ኣርባዕተ ግዝያዊ መዓስከራት ዝቕመጡ ዝነበሩ ስደተኛታት ከምዝኣለዩ ኣዣንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ። እቶም ካብ ኣፍጋኒስታንን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃን ዝመ...
ዝያዳ ንምንባብ