ዘይቀያዲ ምዃኑ ዝንገረሉ ውዕል ስድት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቀጻሊ ዕንቅፋታት ይገጥሞ ምህላዉ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ ፡ ፖላንድ፡ ቸኽ ሪፓብሊክ፡ ቡልጋርያን ክሮኦሽያን ነቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ታሕሳስ ናይ’ዚ...
ዝያዳ ንምንባብ
ህይወት 17 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ብ 5 ሕዳር ኣብ ማእከላይ ባሕር ድሕሪ ምጥፋኡ፡ ዛጊት ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ኣብ’ቲ ማያዊ ኣካል ናይ ዝጥፍአ ህይወት ስደተኛታት ልዕሊ 2,000 ክበጽሕ ምኽኣሉ ላዕለዋይ ወኪ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኦስትርያ ነቲ ኣህጉራዊ ምሕደራ ዋሕዚ ስደትን ስደተኛታትን ክውን ንምግባር ዓሊሙ ተነዲፉ ዘሎ ውዕል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ ምኽታም ክትቁጠብ ምዃና ሓቢራ። መንግስቲ እታ ሃገር ፡ እቲ ውዕል ዓለማዊ ዋሕዚ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ምስ ኣብ ከባቢኦም ዘለው ማሕበረ–ሰባት ተጸንቢሮም ክነባበሩ ዘኽእል ናይ 4 ዓመት መደብ መዊሉ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሞያዊ ስልጠናን ዕድላት ስራ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓይሊ ባሕሪ ሞሮኮ፡ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣሳፊራ ብሰሜናዊ ክፋል ኣትላንቲካዊ ውቅያን ናብ ስጳኛ እተምርሕ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ጃልባ ብዝኸፈቶ ተዂሲ ወዲ 16 ዓመት ስደተኛ ኣካላዊ መቚሰልቲ ከምዝወረዶ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ቀዳሞት ሸሞንተ ኣዋርሕ ናይ ዓመተ 2018፡ ልዕሊ 7,000 ቆልዑ ስደተኛታት ናብ ደሴታት ግሪኽ ከምዝኣተው ትካል ህጻናት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ዩኒሴፍ) ኣብ ዝዘርገሖ እዋናዊ ጸብጻብ ኣረዲኡ። ዛጊት ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ዓባይ–ብሪጣንያ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንኸም ፈይስ–ቡክ ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከም መናሃርያ ዘይሕጋዊ ንጥፈታቶም ዝጥቀምሉ ዘለው ነጋዶ ደቅ–ሰብ ናይ ምድቓቕ ስራሕ ክጅ...
ዝያዳ ንምንባብ
መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጵእዊ ሕብረት ምስ ከም ግብጺ፡ ቱኒዝያ፡ሞሪኮን ሊብያን ዝኣመሰላ ሃገራት ሰሜን ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ስደት ክዘራረቡ ድልዋት ምህላዎም ገሊጾም። እዚ ዝተገልጸ እቶም መራሕቲ ኣብ ኦስ...
ዝያዳ ንምንባብ
28 መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ከተማ ሳልዝበርግ ናይ ኦስትርያ ካብ 19 ክሳዕ 20 መስከረም ተኣኪቦም ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ከጉድሉ ኣብ ዘኽእሉ ኣማራጺታት ተመያዪጦም። ዋሕዚ ስደ...
ዝያዳ ንምንባብ