ጀርመን፦ ናብ ሃገሮም ዝምለሱ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ክራይ ክኽፈለሎም

መንግስቲ ጀርመን ናብ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ዝዓለመ ናይ መወዓውዒ ወፍሪ ኣበጊሱ ናብ ሃገሮም እንተተመሊሶም መተባብዒ ገንዘብ ክህብ ምዃኑ የፍልጥ ኣሎ። ክሳዕ 2,500 ዝኸውን ሰሌዳታት ኣብ 80 ዝዀና ከተ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ኣንጻር ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ዝወርድ ዓመጽ ይሓብሩ

በቲ ኣብ ሊብያ ኣብ ልዕሊ ዝተዓግቱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ መጠን ዘይብሉ ግፍዒ ዝተቘጥዑ ወከልቲ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ኣባላትን ኣፈኛታትን ኣብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣ...
ዝያዳ ንምንባብ

ሞት ስደተኛታት ኣብ መስመር ሞሮኮ-ስጳኛ ይውስኽ

ሃገራት ደቡብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዶባት ባሕሪ ዘለወን ኣተሓሕዛ ኣብ ዘትርራሉ ዘለዋ እዋን፡ ስደተኛታት ዝኸፍአ ሓደጋ ዘለዎ መስመራት ክመርጹ ይግደዱ ኣለዉ። ብሕብረት ኤውሮጳን ኣባል ሃገራትን ዝግበር ዋሕዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ንስደተኛታት ብዘይመጽለሊን ድሕነትን ዘትርፍ ሓድሽ ሕጊ ኣተኣታትያ

መንግስቲ ጥልያን ሓድሽ ናይ ስደተኛ ሕጊ ድሕሪ ምሕላፉ ፡ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ብዘይመጽለሊን ውሕስነትን ክተርፉ ጀሚሮም ከምዘለው ተገሊጹ። እቲ ብ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጥልያን ማትዮ ሳልቪኒ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣፍሪቃዊ ሕብረት ዕድላት ስሩዕ ስደት ኣብ ምውሓስ ይጽዕት

ኣፍሪቃዊ ሕብረት ምስ ኤውሮጳዊ ሕብረት እንዳተሓጋገዘ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ዘይስሩዕ ጉዕዞ ስደት ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ካብ ምእታው ክቑጠቡ ኣብ ዘኽእሉ ጽምዶታት ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ተሓጋጋዚት ወ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ካሌ ዘሎ ኩነታት ስደተኛታት በቶም ሰሙናዊ 20 ግዜ ዝካየዱ ዘለው ስርሒታት ፖሊስ ይብእስ

ኣሃዱታት ጸጥታ ፈረንሳ ነተን ኣብ ከባቢ ካሌ ብስደተኛታት ዝድኮና ናይ ቴንዳ መዓስከራት ኣብ ምጽራይ ዘካይድዎም ስርሒታት ኣብ ሰሙን ክሳዕ 20 ግዜ ብምብጽሑ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝርከቡ ስደተኛታት ብመንገዲ ባሕ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣባላት ጸጥታ ሞሮኮ ኣብ ልዕሊ ደቅ-ንስትዮ ስደተኛታት ዝተፈላለዩ በደላት ይፍጽሙ

ኣብ ሞሮኮ ዝርከቡ ዜጋታት ሃገራት ሳሕለ–ሳሃራ ዝኾኑ ስደተኛታት ብፍላይ ድማ ደቅ–ንስትዮ ብኣባላት ፖሊስን ሓይልታት ምክልኻልን እታ ሃገር ጾታውን ኣካላውን ዓመጻት ዝርከብዎም ዝተፈላለዩ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፍርቂ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዝወርድ ግፍዒ ኣስገርቲ ይፍጽምዎ

ልዕሊ 50 ሚእታዊት ናይቲ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥም ጾታዊ ግፍዒ፡ ኣካላዊ ግፍዒ፡ ምምንዛዕን ጭውያን ኣስገርቲ ኸምዝፍጽምዎ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጸ ምስ ስደተኛታትን ተጓዓዝትን ኣብ ዝተኻየደ ል...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ኣብ ምሕዋይ መሰረታውያን ጠንቅታት ዘይስሩዕ ስደት ኽትተሓጋገዝ ኬንያ ጸዊዓ

መንግስቲ ጥልያን ዘይስሩዕ ዋሕዚ ስደት ንምግታእ ኣብ ዝገብሮም ጻዕርታት ኣድህቦኡ ናብ’ቶም መሰረታውያን ጠንቅጥታት እቲ ክስተት ከዕዝዝ ኬንያ ጸዊዓ። እታ ሃገር ነዚ ዝጸውዐት ኣብቲ ብ 25 ጥቅምቲ ናይ’ዚ ...
ዝያዳ ንምንባብ