ከም ክፋል ናይቲ ካብ ርእሰኸተማ ፈረንሳ ስደተኛታት ንምጽራይ ዝተበገሰ መደብ፡ ፖሊስ ፈረንሳ ኣብ ሓንቲ ናይ ፓሪስ ዩኒቨርሲቲ ካብ ጥሪ ኣትሒዞም ሓደ ኻብቲ ህንጻታት ሒዞም ዝቕመጡ ዝነበሩ 200 ዝበጽሑ ስደ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፕረሲደንት ሕብረት ኤውሮጳ ኣንቶንዮ ታጃኒ፡ መስመር ማእከላይ ባሕሪ ንምዕጻው 6 ቢልዮን ኤውሮ ዘውጽእ ኤውሮጳዊ-ሊብያዊ ውጥን ምዕባለ ንእማመ ኣቕሪቡ። ቨልት ኣብ ዝተባህለት ጀርመናዊት ጋዜጣ ኣብ ዝጸሓፎ ር...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኣስመራ ክፍሊ ቪዛ ስለዘየሎ፡ ኣብ ጐረባብቲ ሃገራት ጉዳይ ቪዛ ንምጽራይ ዝወስዶ መስርሕ ኣዝዩ ነዊሕ ግዜ ስለዝወስድን፡ ኣብ ጀርመን ዝርከቡ ምስ ስድራቤቶም ክጥርነፉ ዝደልዩ ኤርትራ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ሃንጋሪ ኣብታ ሃገር ንስደተኛታት ምሕጋዝ ከም ገበን ከምዝቝጸር ዝገብር ኣካራኻሪ ሕጊ ከተኣታቱ እዩ። እቲ ሕጊ ብኸምዚ ዘለዎ፡ ንሓተትቲ ዑቕባ ዝሕግዝ ሓበሬታ ዝሓዘ ጽሑፋት ምሕታም፡ መግቢ ምሃቦም ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ17 ግንቦት ዘብዐኛ በርጌስ ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣኽባሪ ድሕነት ስጳኛ ስደተኛታት ካብ ሞሮኮ ተበጊሶም ስጳኛ ኽበጽሑ ኸለዉ እናጨወዩ ገንዘብ ንኸኽፍልዎም ጅሆ ኸምዝሕዙ ዝተጠርጠሩ ጉጅለ ኣሲሩ። እቶም ኣርባዕተ ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብመሰረት ትእዛዝ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ፡ ፖሊስ ኣብ ገማግም መትረባት ፓሪስ ንዘጽለሉ 2,300 ስደተኛታት ክኣልይዎም ይዳለዉ ኣለዉ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ፈረንሳ ዠራር ኮሎም፡ “ተቐማጦ ፓሪስ...
ዝያዳ ንምንባብ
ወኪል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝዀነ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት፡ ኣብ ናይ 20 ኣዋርሕ ግዜ ብ ሕብረት ኤውሮጳን ግሪኽን ብዝተመወለ መደብ ልዕሊ 10 ሽሕ ስደተኛታት ብመደብ ወለንታዊ ምምላስን ...
ዝያዳ ንምንባብ
ብ 22 ሚያዝያ፡ ሃገራዊ ባይቶ ፈረንሳ ንመስርሕ ምሕታት ዑቕባን ንመስርሕ ምጥራዝን ዘቀላጥፍ፡ ከምኡ ድማ ናብ ፈረንሳ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ንምእታው ናይ ሓደ ዓመት ማእሰርቲ ዘፍርድ ሕጊ ኣጽዲቑ። ቅድሚ ሰሙን...
ዝያዳ ንምንባብ
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ሆርስት ሲሆፈር ዝተረረ ሕግታት ምጥርናፍ ስድራቤት ክህሉ ይደሊ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ጀርመን ሆርስት ሲሆፈር ሕግታት ምጥርናፍ ስድራቤት ከትርር ይደሊ ኣሎ። እዚ ነቶም ኣብ...
ዝያዳ ንምንባብ