ማእከላይ ባሕሪ ንብ ዝዳወባ ሃገራት ኤውሮጳ ዘብል ዘሎ ብዝሒ ሓደስቲ ስደተኛታት ብዝለዓለ ናህሪ ይዛይድ ብምህላዉ፡ ኣባላት ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ምቛም ሓባራዊ ፖሊሲ ዑቕባ ብሓንሳብ ክሰርሓ ከምዝግባእ ሚኒስተ...
ዝያዳ ንምንባብ
ካብ 1 ጥሪ ክሳዕ 3 ጥቅምቲ ናይ 2019፡ ብውሕዱ ህይወት 1,041 ስደተኛታት ኣብ ቀንዲ ሰለስተ መስመራት ማእከላይ ባሕሪ ጠፊኡ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት 4 ጥቅምቲ ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ኣረዲ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ጥልያን ኣብ ማያዊ ከባቢታት ደሴት ላምፒዱዛ ብ 6 ጥቅምቲ ካብ ዝጠሓለት ጃልባ ሬሳታት ናይ 13 ደቀንስትዮ ስደተኛታት ከምዝኣከበ ተሓቢሩ። እታ ካብ ገማግም ሊብያ ተበጊሳ ጸኒሓ ተወሰኽቲ ስደተኛ...
ዝያዳ ንምንባብ
ሓለዋ ባሕሪ ሊብያ ብ 29 መስከረም ብመንገዲ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ከብሉ ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ባሕሪ ዝተዓግቱ 71 ስደተኛታት ብምድሓን ናብ ሊብያ መሊስዎም። ብመሰረት መግለጺ ሰብ መዚ ሓለዋ ባሕ...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣብ ሞንጎ ብሪጣንያን ፈረንሳን ንዘሎ መጻብቦ እንግሊዝ ልዕሊ ዓቕመን ብዝሒ ስደተኛታት ኣሳፊረን ዝሰግራ ካብ ዝነበራ ጀላቡ ናብ ማያት እቲ መጻብቦ ምስ ዝወደቚ ስደተኛታት፡ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ከምዝርከብዎም ...
ዝያዳ ንምንባብ
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኤማኑዌል ማክሮንን ቀዳማይ ሚኒስተር ጥልያን ጁሰፐ ኮንተን ሃገራት ኤውሮጳዊ ሕብረት ነቶም ናብ ደቡባዊ ክፋል ኤውሮጵ ዝኣትዉ ስደተኛታት ክማቐለኦም ዘኽእል ሓድሽ ኣገባብ ከተኣታትዋ ጸዊዖም...
ዝያዳ ንምንባብ
ኣቐዲሞም ኣብ ሓደ መዳጎኒ መዓስከር ስደተኛታት ሊብያ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ስደተኛታት ጾታውን ኣካላውን ዓመጻት ፈጺሞም ዝተባህሉ ሰለስተ ጥርጡራት ብ ፖሊስ ጥልያን ተቐዪዶም። እቶም ዝተኣስሩ ሓደ ወዲ ጊኒ እቶም...
ዝያዳ ንምንባብ
ፖሊስ ስጳኛን ፈረንሳን ብምትሕብባር ኤሮ-ፒል (ፖሊስ ኤውሮጳዊ ሕብረት) ንሓደ ካብ ዓበይቲ መርበባት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት ብምድቓቕ 29 ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ አእትዩም። እቲ መርበብ ገበነ...
ዝያዳ ንምንባብ
መንግስቲ ኖርወይ ንጉዳይ 150 ኣብ ሃገሩ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ስደተኛታት ዳግማይ ክምርምሮ ምዃኑ ተገሊጹ። እቶም ስደተኛታት ዑቕባ ንኪረኽቡ ኢሎም ሓስዮም እንተነይሮም ዑቕባኦም ናይ ምስራዝ ተኽእሎ...
ዝያዳ ንምንባብ