ሓደ ጉጅለ ኣስገርቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ክእሰሩ ብኣብያተ ፍርዲ ኢጣልያ ተፈሪዶም

ላዕለዋይ ናይ ይግባይ ቤትፍርዲ ኢጣልያ ምስቲ ኣብ ነሓሰ 2015 ዘጋጠመ ህይወት 49 ስደተኛታት ዝወሰደ ህልቂት ብዝግተኣሳሰር ንሰለስተ ኣስገርቲ ንነፍሲ ወከፎም ን20 ዓመት ክእሰሩ ፈሪድዎም። እቲ ኣንጻር ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ኢጣልያ ኣብ ዝቕንሰሉ ዘሎ ስርሒት ምድሓን ሰብ ሕብረት ኤውሮጳ የቋርጽ

ቁጽሪ ብመስመር ማእከላይ ሸነኽ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ዝበጽሑ ስደተኛትታ ካብቲ 2015 ንንጀው ናብ ዝተሓተ ኣብ ዝወርደሉ ዘሎ ግዜ፡ ብስርሒት ሶፊያ ዝካየድ ዝነበረ ወፍሪ ምድሓን ህይወት ሕብረት ኤውሮ...
ዝያዳ ንምንባብ

ፈረንሳዊ ቤትፍርዲ ዕድመ ቘልዑ ስደተኛታት ብመርመራ ዓጽሚ ኽረጋገጽ ኣፍቂዱ

ትሕተ ዕድመ ምዃኖም ናይ ዝገልጹ ስደተኛታት ሓቀኛ ዕድመ ብምርግጋጽ ኣገልግሎት ድሕነት ህጻናት እታ ሃገር ዝህብዎ ኣገልግሎት ክወሃቦም ይፍቀድ እንተዀይኑ ንምውሳን ሰብ መዚ ፈረንሳ መርመራ ዓጽሚ ኸካይዱ ተፈ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዓሰርተታት ስደተኛታት ዘድሓነት መርከብ ኣብ ባሕሪ ተዓጊታ

ሓንቲ 64 ስደተኛታት ዘድሓነት ናይ ጀርመን ናይ ግብረሰናይ መርከብ ምድሓን ሰብ ኢጣልያን መልጣን ኣብ ወደባተን ከይተዕርፍ ከልኪለንኣ ኣለዋ። እቶም ስደተኛታት ኤውሮጳ ንምብጻሕ ኣብ ሓንቲ ዝተጨቓጨቐት ጃልባ...
ዝያዳ ንምንባብ

ስደተኛታት ነታ ዘድሓነቶም መርከብ ብምጭዋይ ተኸሲሶም

ሰለስተ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ኤውሮጳ ኽኣትዉ ዝፈተኑ ስደተኛታት ንሓንቲ ናይ ቱርኪ መርከብ ብምጭዋይ ተኸሲሶም ኣለዉ። ኣባላት እታ መርከብ ልዕሊ 100 ሰብኡት፡ ኣንስትን ህጻናትን ቈልዑን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኢጣልያ ኣንጻር ዘይህጋዊ ስደት ኣብ ምቅላስ ዝሕግዛ መካይን ንቱኒዝያ ወፍያትላ

መንግስቲ ኢጣልያ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ስደት ኣብ ምቅላስ ዝሕግዛ 50 ናይ በረኻ መካይን ንቱኒዝያ ወፍዩላ። እተን 50 መካይን ካብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢጣልያ ናብ ሃገራዊ ሓለዋ ቱኒዝያ ዝተወፈያ እየን። ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኣብ ጥቓ ሞሮኮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ዓሰርተታት ጥሒሎም

ካብ ሞሮኮ ናብ ስጳኛ ኽበጽሑ ዝፍትኑ ስደተኛታት ዝነበርዋ ጃልባ ብምጥሓላ እንተወሓዱ 45 ስደተኛታት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሓይሊ ባሕሪ ሞሮኮ ሓቢሩ። ኩሎም እቶም ሓንቲ ነብስጾርን ሓንቲ ህጻንን ዝርከብዎም ዝ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ብሪጣንያ ኽጸልቁ ኽፍትኑ ተታሒዞም

ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ጸሊቖም ክኣትዉ ዝፈተኑ 18 ኤርትራውያን ብ13 መጋቢት ተታሒዞም። እቶም ስደተኛታት ልሙድ ፍተሻ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዮም ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ናይ ጀርመን ናይ...
ዝያዳ ንምንባብ

ዳርጋ ፍርቂ ኣብ ቀረባ ስጳኛ ዝኣተዉ ስደተኛታት ምዝመዛን ዓመጽን ዘጋጠሞም እዮም

ዳርጋ ፍርቂ ኣብ ስጳኛ ዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ናብታ ሃገር ክበጽሑ ኻብ ኣፍሪቃ ብማእከላይ ባሕሪ ኣብ ዝተጓዕዙሉ ቀጥታዊ ምዝመዛን ዓመጽን ከምዘጋጠሞም ይገልጹ። እቲ መጽናዕቲ ብኣህጉራዊ ውድብ ...
ዝያዳ ንምንባብ