ሽወደን፡ ልዑል ተርእዮታት ኣእምሮኣዊ ጸቕጢ ኣብ ልዕሊ ሕጋዊ ነባርነት ዘይብሎም ስደተኛታት

ሸውዓተ ካብ ዓስተር ናይ’ቶም ኣብ ሽወደን ብዘይ ዝኾነ ሕጋዊ ሰነድ ዝነብሩ ስደተኛታት ብኣእምሮኣዊ ጸቕጢ ከምዝሽገሩ ዝወጸ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣረዲኡ። እቲ ብ ዩኒቨርሲቲ ጎተንበርግ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ካብ 20...
ዝያዳ ንምንባብ

“ሕሱም ትጽቢት” ናይቶም ኣብ ዝተዓግተት ናይ ድሕነት መርከብ ዝጸንሑ ስደተኛታት ፍታሕ ረኺቡ

መንግስቲ ማልታ እታ ኣብ ማእከላይ ሸነኽ ማእከላይ ባሕሪ 356 ስደተኛታት ሒዛ ናብ ገማግም ኤሮጳ ኸይትጽጋዕ ተኸልኪላ ዝጸንሐት ናይ ድሕነት መርከብ ኣብ ወደብ ሃገሩ ኸተዕርፍን ነቶም ስደተኛታት ኸተራግፍን ...
ዝያዳ ንምንባብ

ልዕሊ 500 ስደተኛታት ገና ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተዓጊቶም ኣለው

ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ካብ ሓደጋ ንዘድሓንኦም ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣሳፊረን ዝርከባ ክልተ ናይ ድሕነት መራኽብ ናብ ገማግም ኤውሮጳ ክጽገዓ ዛጊት ስለዘይተፈቕደን ኣብ ሰንፈላል ከምዝርከባ ተሓቢሩ። ብ...
ዝያዳ ንምንባብ

ትካላት ሓካይም ብዘይዶብን ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲተራንየ-ን ስደተኛታት ንምድሓን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓዳስ መርከብ ኣውፊረን

ኣብ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝነጥፋ ትካላት ሓካይም ብዘይዶብን ኤስ.ኦ.ኤስ ሜዲተራንየ-ን ነቶም ኣብ ማያዊ ከባቢታት ሊብያ ኸምኡ’ውን ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒታት ዳግም ኽጅም...
ዝያዳ ንምንባብ

ህልቂት ልዕሊ 150 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ክሳዕ 150 ዝበጽሑ ስደተኛታት ደሃዮም ጠፊኡ ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ። እቲ ሓደጋ ኣብ’ዚ ዓመት  ኣብ’ቲ ማያዊ መስመር ዛጊት ካብ ዘጋጠሙ ሓደጋ...
ዝያዳ ንምንባብ

ትካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ስርሒታት ምድሓን ህይወት ኣብ ማእከለይ ባሕሪ ዳግማይ ክጅምር ይጽዉዓ

መንግስታት ሃገራት ኤውሮጳ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ ዝወድቊ ስደተኛታት ንምድሓን ዝካየዱ ስርሒታት ዳግማይ ክጅምርዎን ኣብ ሊብያ ተዓጊቶም ንዝርከቡ ኣሽሓት ስደተኛታት ኽተሓጋገዙን ከምዝግባእ ፡ ...
ዝያዳ ንምንባብ

ኤሮፖል ኣሰጋገርቲ ንምቅላስ ሓድሽ ሓይሊ ዕማም ኣውፊሩ

ፖሊስ ኤውሮጳዊ ሕብረት ማለት ኤሮፖል ኣንጻር መርበባት ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንግድን ደቅ-ሰብ ኽቃለስ ዝዕላማኡ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ኣቚሙ ምህላዉ ብ 2 ሓምለ ገሊጹ። እቲ ብክፍሊ ቃልሲ ኣንጻር ምስግጋር ሰባት...
ዝያዳ ንምንባብ

ስጳኛ ስደተኛ ንዝቐተለ ኣሰጋጋሪ ኣሲራ

ሰብ-መዚ ስጳኛ ንሓደ ስደተኛ ብኣሰቃቒ ኣገባብ ዝቐተለ ኣሰጋጋሪ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተዉ ጋዜጣ እታ ሃገር ‘ኤል ሙንዶ’ ብ 16 ሓምለ ገሊጻ። እቲ ተኣሲሩ ዘሎ ወዲ ጒኒ ምዃኑ ዝተነግረሉ ኣሰጋጋሪ፡ በታ...
ዝያዳ ንምንባብ

ጥልያን ንቐንዲ መጻንሒ ማእከል ስደተኛታት ዕጽያ

መንግስቲ ጥልያን ኣብ ሚንዮ ናይ ደሴት ሲሲሊ ዝጸንሐ ኣብ ሓደ እዋን ኣብ መላእ ኤውሮጳ ዝዓበየ ምንባሩ ዝንገረሉ መቐበሊ ማእከል ስደተኛታት ብ 9 ሓምለ ብወግዒ ዓጺዩዎ ። መጻንሒ ማእከል ስደተኛታት ሚኒዮ ...
ዝያዳ ንምንባብ